Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ስለማርያም

ስለማርያም

0
By Mekonnen T. on March 31, 2016 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

“ጽዮናዊት ንጽህቲ ሕልና

ኣብ ኣድባራት ቤትኪ ንልምን ኣለና

ስለማርያም ተሰኪምና መዲድ

ብንጹህ ሕልና ናባኺ ንሰግድ

ዕገትዮ ውሕጅ ዕገትዮ ንፋስ

ይወዳእ እዚ ዕላጅ ምለስዮ ትንፋስ

ንብል ኣለና ኦ እግዝእትነ ማርያም!

ድምጽኺ ኣስምዒ ካብ ኣርያመ ኣርያም

እነሆ ምእመናን ጻዕዳ ተወንዚፉ

ኣብ ቤትኪ የማልድ ምርኩስ ተደጊፉ

እቲ ገሊኡ ከኣ ነጸልኡ ኣንጺፉ

ፍግም ይብል ኣሎ ቁልቁል ኣፉ።

የሰንብደና’ውን ንፋስ እንተሓሊፉ

ማርያም ባዕላ የላን ዝብል ቃል ሓቚፉ።

ማርያም ምስቶም ደቃ ከይዳ’ያ ንጽዮን

ማዕበል ከተህድእ መሾንቦባን ፋጽያን

ማርያም ኩሉ ኣብ ከብዳ ተሰኪማን ጸይራን

ክትመልሶም’ያ ደቃ ሓዚላን ሓንጊራን!

ኣንታ መን’ዩ ዝብል ማርያም የላን

ኣላ እምበር ኣብ ቤትን ገበላን፡

ኣንትን ሰብ ነጸላ ናብ ቤታ እተብላ

ማርያም እነሀለት ሽፍን ኢላ

ውሉዳ ሒዛ ጽግዕ ኢላ

ትሕትና ክትምህር ትሕት ኢላ

ዕሽር ሃቡ ዕሽር ንትኮበላ

ንሱ’ዩ ጽድቂ ንሱ’ዩ ቃል ማሕላ

ማርያምሲ በሉ ፍቐድኡ’ላ

ስለማርያም ትብል ማርያም ከላ!!

መለስ ንጉሰ

መጋቢት  2016

ካብ ታይም ላይን ናይ መለስ ንጉሰ ዝተወስደት ግጥሚ

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleወግዒ ምስ ስነ-ጥበበኛ  ዓብደላ ኣቡበከር 2ይን መወዳእታን ክፋል
Next Article ወግዒ ምስ ስነ-ጥበበኛ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?