ልቢ ወለድ

ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ ብጀራልድ ሀርበርት ፖርታል ትርጉም ብ ነጋሽ ኣስፍሃ መእተዊ መጽሓፍ ”ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ”:…

Read More

Mulubrhan Habtegebreil ማይ ጸሎት’ ኣብ ‘ሰሓቕን ንብዓትን’ ዘርእስታ መጽሓፈይ እትርከብ ሓጻር ዛንታ እያ። ኣብ መንጎ…

Read More

ቢንያም ዮሴፍ 2011 “ኩሉሳዕ ሕርኽርኽ ትብለኒ ሓንቲ ነገር ኣላ። ማለተይሲ፡ ጸጸኒሓ ኣብ ውሽጠይ እናተመላለሰት ተዕገርግረኒ…

Read More

ሓጻር ዛንታ ሚካኤል መዓሾ (ወዲ ሮማ) እቲ ምኩር መራሒ ጋንታ፡ ብቕንያቱ ምስ ሕልናኡ ኽበኣስ ሰለም…

Read More

ደራሲ፡ ኣንቶን ቸክሆቭ ተርጓሚ፡ ኣማረ ወልደስላሰ ሰንበት ፍርቂ መዓልቲ። ካምይሸቭ እተባህለ ወናኒ መሬት፡ ኣብ ዝማዕረገ…

Read More

(ሓጻር ዛንታ) ሚኪኤል መዓሾ (ወዲር ሮማ) ስም መላእኽቲ ክጽውዕ ጐሮረይ ላሕተተ። ናብ’ቶም ብቕድመይን ብጐነይን ዝሓልፉ…

Read More

ቅኒት ብርዒ

ቦኽረ ገብረየሱስ ኣጻብዕቲ ኢደይ ንጅማውቲ ኢደይ እምበር ንተመኵሮ ቃንዛን ስቓይን እግረይ ከዳምጹን ክእዘዙን ኣይክእሉን። እንተ ዝኽእሉስ’ባ ዕምረይ ምሉእ ብኢደይ ዝጸሓፍኩዎ ብዘይ ፍረ ኣይምተረፈን። ብኢደይ ዝጽሕፎ ኵሉ…

Read More

ብርሃነ ገብረሂወት ‘ንስኻ መን ኢኻ?’ ንዝብል ሕቶ፣ ሃንደፍ ኢለ ብጥረኡ፣ “ኣነ ደኣ ኣነ” ብምባል ሓጺር መልሲ እንተ ዝህበሉ፣ መልሰይ ወይ  ኣመላልሳይ ንብዙሓት ከሳሕዮም ምኸኣለ መስለኒ። ላዛ ንቡር ኣዘራርባ…

Read More

ኤርትራ- እታ ዘይተነበበት መጽሓፍ ከምዚ ከማይ ንኤርትራ ከምቲ ዘድለ ዘይፈልጣ ሰብ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ምንባብ ባህሊ ከመይ ዝመስል ዝምልከት ጽሑፍ ከዳልው ኣዝዩ ከም ዝኸብዶ ፍሉጥ’ዩ። እንተኾነ…

Read More

ዋጋ ዘለዎ ህይወት ንበር! ተዳሊኻ ዲኻ ኣይተዳለኻን እቲ ጉዳይ ሓደ መዓልቲ ምምጽኡ ዘይተርፍ’ዩ። ካብ ሕጂ ንደሓር እትበርቕ ጻሓይ ኣይክትህሉን’ያ ። ደቓይቕ፡ ሰዓታት፡ መዓልታት የለውን። ኩሉ እቲ…

Read More

ኣስመራ፡ እታ ዘይተዛዘመት ግጥሚ ብርሃነ ገብረሂወት “ከመይ ኣላ እዛ ኩሉ ዘፍቅራ ወትሩ ምሳይ ኣብዓይነይ ተሳኢላ ከም ሓወልቲ ኣብ ሓንጎለይ ተተኺላ ኣስመራና እዛ ሓላይት ስድራ …..” ከም…

Read More