Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Monday, March 9, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን

መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን

0
By Mekonnen T. on August 17, 2014 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

 

ወትሩ ረቡዕን ሰንበትን ኣብ ሰኪዔት ሓበሬታ ዛራ ጥበባት

ሮዛን ሰሌን እትብል መጽሓፍ ብደራሲ እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ኣብ ማእሰርቲ ማእከላይ መርመራ ገበን ኣስመራ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ተደሪሳ ቀዳማይ ክፋል ኣብ መጀመርያ 2003፡ 2ይ ክፋል ድማ ኣብ 2004 ተሓቲማ። ቴማ ናይታ መጽሓፍ ኣብ ፍቕሪ እምነት ኣብ ሰውራ ድማ ጽንዓት ክህሉ ኣለዎ ኣብ ዝብል ነጥቢ ዝተሰረተ ኮይኑ፡ ብዛንታ ናይ ክልተ መንእሰያት ፍቑራት ጀሚራ ንብዙሕ መዳያት ህይወት ኤርትራውያን ኣብ ስሳታት ትትንክፍ። ብፍላይ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ቅድሚ ኣርባዓ ሓምሳ ዓመት ዝነበረ ህይወት መንእሰይ ንኽፈልጥ ሓጋዚት ከም ዝኾነት ይፍለጥ። ብተወሳኺ ኣብ ሜዳ (ህግሓኤ) ዝነበረ ኣሉታውን እወታውን መዳይ ህይወት ተጋደልቲ፡ ኣብ ትሕቲ ደርግ ዝነበረ ህይወት መንእሰይን ብመጠኑ ትተናኽፍ። ልዕሊ ዅሉ ግን ኣብ ፍትሕን ማሕበራዊ ህይወትን ጸቒጣ እትትርኽ ኣስታት 700 ገጽ ዘለዋ መጽሓፍ’ያ። ነታ መጽሓፍ ብዙሓት ዘየንበቡዋ ሰባት ስለ ዘለዉ ድማ ኣብ ዛራ ጥበባት ክንዝርግሓ ወሲንና። ደራሲ እስጢፋኖስ ሓኔታ እትብል መጽሓፍ ክትርጕም ከሎ ሕጂ’ውን መቓብር ህሉዋት ዘርእስታ መጽሓፍ ጽሒፉ ኣሎ። ሰናይ ንባብ።

ቴለፎን ደራሲ ኖርወይ፡ 004796661436፡ 004735600081

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleደሓን ሕደር ድቃስ
Next Article ንስሓ ናይ ብርዒ ስመይ
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?