Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ቅልዕቲ መቓብር

ቅልዕቲ መቓብር

1
By Mekonnen T. on June 25, 2014 Home, ግጥምታት
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ንሱ’ብ ኣድማስ ማህጸን
ምግምዳሕ ዝለመደ
ዓለም ጸቢባቶ ምስ ተወልደ፤…
…..ኛቝ!!! እና በለ እልልታ’ግዚሞምዎ
እና ተዀምተረ ኢዱ ስዒሞምዎ።
ቂምታኡ ሒዙ – ሕጉስ መሲሉ
ዓዂኹ – ታተ’ይሉ – ጐቢዙ
ነቢሩ’ናቢሩ – ሸምጊሉ
ወዲቑ – ዓሪፉ – ተገኒዙ።

ሞቱ ተኣዊጁ
‘ወየ’ ’ናተባህለ ነብሱ ከሲሳቶ
ኣብ ባይቶ ሕልና በዚሑዎ ሕቶ፣
“እናነብዑ ንዘየፍቀሩዎ
እናነብዑ ከመይ ይቐብሩዎ፧”
መልሲ’ንተ ረኸበ ’ናዋጠሮም ንሱ
እና ተጓነጹ ’ሞይቱ’ ’ይሎም ከልቅሱ
ምስ ረኣዮ ዕሽነት ነጊሱ………..
ናብ ዓለሙ – ናብ ኣድማሱ
ኣመስጊኑ ብሰላም ምምላሱ።

ኵሉ ነብሱ ክቐትል
ሓደ ሓዉ’ቐትል፣ ካልእ ስም ይቐትል
ዓለሞም ምዃና ቅልዕቲ መቓብር፣
ኣይነገሮምን – ስለ ዘይሰምዑ
ዕጅብ’ኳ’ይበሎን ስለኡ ’ናነብዑ፤
ይትረፍ ሓዘን መቕርብ
ኒኽኒኽታ ፈተውቱ
ከም ማህሌት ምሰምዖ
ንቝዛም ቀተልቱ።
ምናልባት ግን ምስኣቶም ምጽናሑ
ብቕርሕንትን ቂምታን ከይምለስ ረሲሑ፣
ብንብዓት መምሰልቲ ተሓጺቡ – ጸርዩ
ከም’ታ ዝተወልዳ ነጺሁ ተደብዩ።

ቦኽረ ገብረየሱስ
መጋቢት-2014

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleኣጣምራ ሰራው!
Next Article ገጠምትና –
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

1 Comment

  1. Anonymous on September 24, 2014 4:24 pm

    fantastic poem thanks ቦኽረ

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?