Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Thursday, May 29, 2025
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ዋጋ ዘለዎ ህይወት ንበር!

ዋጋ ዘለዎ ህይወት ንበር!

0
By Mekonnen T. on June 13, 2014 Home, ቅኒት ብርዒ
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ዋጋ ዘለዎ ህይወት ንበር!

ተዳሊኻ ዲኻ ኣይተዳለኻን እቲ ጉዳይ ሓደ መዓልቲ ምምጽኡ ዘይተርፍ’ዩ። ካብ ሕጂ ንደሓር እትበርቕ ጻሓይ ኣይክትህሉን’ያ ። ደቓይቕ፡ ሰዓታት፡ መዓልታት የለውን። ኩሉ እቲ ዝኣከብካዮ ነገራት ይኹን ዝረሳዕካዮም ናብ ካልእ ሰብ ክመሓላለፉ’ዮም። ሃብትኻ፡ ዝናኻ፡ ዓለማዊ ሓያልነትካ ማህሚኑ ዋጋ ዘይብሉ ክኸውን’ዩ። ናይ ውልቅኻ እንታይ እንታይ ከም ዝነበረ እንታይ እንታይ ዕዳ ክኽፈለካ ይግባእ ከም ዝነበረ ፍልልይ ኣየምጽእን። ቂምታኻ፡ኣይትተንክፉኒ ባሃላይ ባህሪኻ፡ ብድዐኻን ቀናእ ምዃንካን ፈጺሞም ክጠፍኡ ኢዮም። ከምኡውን ተስፋኻ፡ሓያል ናይ ድልየት እምነትካ፡ናይ መደባትካ ዝርዝር ግዜኦም ዝሓለፎም ክኾኑ’ዮም። ቅድም ኣዚዮም ዘይጽወሩ ዝመስሉኻ ዝነበሩ ስዕረታትን ዓወታትን በኒኖም ክጠፍኡ ኢዮም። ካበይ መጺእካ፧ ሕጉስ ህይወት ወይ ከርፋሕ ናብራ ኣሕሊፍካ ኣብ መወዳእታ ፍልልይ የብሉን። ጾታኻ፡ ይኹን ናይ ቆርበትካ ሕብሪ ክንዲ ፍረ ኣድሪውን ዘይቁጸር ክኸውን’ዩ። ስለዚ ንዓኻ ለውጢ ዘምጻኣልካ እንታ’ዩ ፧ ዝነበርካለን መዓልታት፡ ናይ ናብራኻ ዓቐን ብምንታይ ክምዘን ይከኣል። ኣብ መጻኢ ዋጋ ዝህልዎ ዕዉት ህይወትካ ዘይኮነ ኣብ ልቢ ደቂ ሰባት ዝውህለል ሰናይ ተግባርካ’ዩ። ለውጢ ዘምጽእ እንታይ እንታይ ዓዲግካ ዘይኮነ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት እንታይ ኣበርክቶ ጌርካ’ዩ። ኣብ መወዳእታ ለውጢ ዘምጽእ ክእለትካ ዘይኮነ ጠባይካ’ዩ። ክንደይ ሰባት ምፍናውካ ፈሊጦም ዘይኮነ፡ንስኻ ስለዝተፈለኻዮም ወትሩ ጽምዋ ከም ዝኾኖም። ኣብ ልቢ ዝፈትዉኻ ሰባት ዝተርፍ ዝኽሪ ክሳዕ ክንደይ ይጸንሕ ኣይኮነን። በዓል መንን ስለምንታይ ከምዝዝክሩኻን ደኣምበር። ዋጋ ዘለዎ ናብራ ብወዝቢ ኣይመጽን’ዩ። ኩነታት ዝውስኖ ጉዳይ ዘይኮነ ባዕልኻ መሪጽካ ትፍጽሞ’ዩ።
ስብሓት ገብረእዝጋብሄር

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleኣስመራ፡
Next Article ፈታዊ ድኳ
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2025. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?