Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Tuesday, June 17, 2025
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»እንግዶት-መጽሓፍ»ርእይቶ ኣንበብቲ ኣብ መጽሓፍ “ምጽፋይን ግህደትን ምልካውነት”

ርእይቶ ኣንበብቲ ኣብ መጽሓፍ “ምጽፋይን ግህደትን ምልካውነት”

0
By Mekonnen T. on July 29, 2020 እንግዶት-መጽሓፍ
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ላዛን ዕምቆት ብዘለዎ ኣቀራርባ ነቲ መሪር ታሪኽ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ግዝኣተ ምልኪ ተሪኻ ኣላ። ሓው ረዘነ ተስፋጽየን ነዚ ታሪኽ’ዚ ምስ ተመኩሩኡ ኣዛሚዱ ብብቖዓት ክገልጾ እንከሎ፡ ናይ ሓደ ሰብ ዛንታ ኣይመስልን’ዩ። ናይ ሰለስተ ወይ ኣርባዕተ ሰባት ዛንታ እዩ ዝመስል። ኣብ ሃይማኖት፡ኣብ ስፓርት፡ ኣብ ዓውደ ትያትር፡ ኣብ ገድሊ ናጽነት፡ ኣብ ስደትን ትምህርትን ማእከላይ ተራ ሒዙ ክትርኢ ከለኻ፡ ሓደ ድዩ ብዙሓት የብለካ። ከመይሉ ግዜኡ ኣተኣኻኺሉዎ እንድዒ፡ ግን ኣብ ኩሉቲ መዳያት ብላዕለዋይ ሓላፍነት ማእከላይ ዕማም ዝሓዘን ተጠያቕን ምንባሩ ባዕሉ ምዕራፋት ናይዚ መጽሓፍ ምስክረነቱ እዩ። ካብዚ ታሪኽ ብዙሕ ኣስተምህሮ ቀሲመ ኣለኹ። እቲ ኣውራ ዝመሰጠኒ… ናይ ትማልን ሎምን ሃለዋት ህዝብናን መነባብሮኡን፡ ታሪኽ ሰላማዊ ህይወቱን ከም ከም ዝተዘርገን ብዝርዳእ መንገዲ ምቕራቡ እዩ። እቲ ኣውራ ዘተሓሳሰበንን ብዕምቆት ትርጉሙ ዝማረኸንን ኣቀራርባ ድማ፡ እዚ ሕጂ ምልካዊ ስርዓት ሃኒጹ ዘሎ ሓይሊ፡ ነቶም ብመሰረቱ ናብ ዓወት ዘብጽሕዎ፡ ነቶም ዝዓንገልዎ፡ ጌጋታቱ ዝተጻወሩ፡ ዘልበስዎ፡ ካብ ሓደጋ ዝሰተርዎን ኣብ ክንድኡ ክሓልፉ ዝተወፈዩን ክፍልታት ህዝብና እናወሓጠ ዝገበለ ምዃኑዩ። ኣብ ውሽጢ’ዚ ህዝቢ ተሰቲሩ፡ ነቲ ህዝቢ እናኣማህመነ ዓብዩ። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ’ውን ንዖኦም እናመዝመዘ፡ እናሳቐየ፡ እናኣሰረን ክቡር ህይወት እናኣሕለፈን ዝዓኾኸ፡ ሰረታት ምልካውነቱ ድማ ዘደልደል ኢዩ። ሓው ረዘነ ኣብ ምጽፋይን ግህደትን ምልካውነት ነቲ ሓቅታት ብሓቂ ኣቕሪቡልናሎ። ኩሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኣህዛብ ድማ ብሓፈሻ ክሰንቁሉ ዝኽእሉ መጽሓፍ ምዃኑ ዕግበተይ እዩ።

ተስፋይ ወልደሚካኤል ደጊጋ

“ምጽፋይን ግህደትን ምልካውነት” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ረዘነ ተስፋጽዮን ዝጸሓፋ መጽሓፍ ክነባ ዕድል ረኺበ። እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ንብዙሕ ኣርእስታት ዝተንከፈት መጽሓፍ’ያ። እቲ ረዘነ ተስፋጽዮን ዝሓለፎ ናይ ህይወት ጉዕዞ እተርኢ፡ መስትያት’ያ ክትበሃል’ውን ትከኣል።ብዝተረፈ ኣነ ንረዘነ ይፈልጡዎ’ዮም ካብ ዝበሃሉ ብዙሓት፡ ሓደ’የ ክብል እኽእል። ኣብቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ዓውዲ ክርእዮ’ውን ነዊሕ ክምነዮ ጸኒሐ። ከመይሲ ኣብ መድረኽ ወጺኦም፡ ገለ ክብሉ ዓቕሚ ኣለዎም ካብ ዝበሃሉ፡ ረዘነ ተስፋጽየን ሓደ ምኻኑ ስለዝፈልጥ’የ።

ሊ-ካህናት ተክለ-ማርያም ምርካ-ጽዮን

you can order the book at www.semayat.com 

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleነዛ መጽሓፍ ምስ ኣንበብኩ : “ሰብ ምሕናቕ ኣላምደኒ – ኢለዮ!!”
Next Article ንስኻን መሬትን
Mekonnen T.

Related Posts

እንዳ ደጊያት ባህታ ሓጎስ በዓል ሰገነይቲ

August 16, 2020
Read More

ነዛ መጽሓፍ ምስ ኣንበብኩ : “ሰብ ምሕናቕ ኣላምደኒ – ኢለዮ!!”

July 24, 2020
Read More

መጽሓፍ ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት (ብበረኸት ኣማረ)

July 12, 2020
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2025. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?