Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Tuesday, May 13, 2025
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ዝርዝር ገዳማት፡ ስርዓታት እንዳ’ባ፡ ያታዊ ኣስማትን ኣግራብን

ዝርዝር ገዳማት፡ ስርዓታት እንዳ’ባ፡ ያታዊ ኣስማትን ኣግራብን

0
By Mekonnen T. on February 7, 2018 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

 AMAN TEKESTE W.

 

(ሀ) ዝርዝር ገዳማት ኤርትራ፤

 

1- ገዳም ደብረ ወርቅ ኣቡነ ሊባኖስ ሃም-ሃገረ ስብከት ደቡብ

2- ገዳም ደብረ ሲና፡ ሃገረ ስብከት ዞባ ዓንሰባ፡ ዞባ ዓንሰባ

3- ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቕ ቴድረር-ሃገረ ስብከት ደቡብ

4- ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

5- ገዳም ደብረ ድምኅ ኣቡነ መርቆሬዎስ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

6- ገዳም ወግረ ስኂን ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን-ሃገረ ስብከት ደቡብ

7- ገዳም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዓይላ ጉንደት-ሃገረ ስብከት ደቡብ

8- ገዳም ደብረ ቊስቋም ቅድስት ድንግል ማርያም ድባርዋ- ሃገረ ስብከት ደቡብ

9- ገዳም ደብረ ቢዘን ኣቡነ ፍሊጶስ-ሃገረ ስብከት ሰሜናዊ ቀዪሕ ባሕሪ

10- ገዳም ደብረ ጥሉል ኣቡነ ኣብራንዮስ እንዳ ኣቦና -ሃገረ ስብከት ደቡብ

11- ገዳም ደብረ ኮል ኣቡነ ብሩክ ኣምላክ መራጉዝ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

12- ገዳም ደብረ ድኁኋን ኣቡነ ዮናስ ቆሓይን-ሃገረ ስብከት ደቡብ

13- ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ትምዛእ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

14- ገዳም ደብረ ጽዮን ኣቡነ ዮናስ ዓዲ ውስኽ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

15- ገዳም ደብረ ምዕዋን ኣቡነ ብፁእ-ኣምላክ- ሃገረ ስብከት ደቡብ

16- ገዳም ደብረ ኮዳዱ ኣቡነ ብፁእ-ኣምላክ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

17- ገዳም ደብረ ወገሪቆ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ሊባን- ሃገረ ስብከት ዓንሰባ

18- ገዳም ደብረ ሓዋርያት ኣቡነ ሴት ዓዲ ቂታ-ሃገረ ስብከት ደቡብ

19- ገዳም ጻዕዳ እምባ ሥላሴ፡ ዞባ ዓንሰባ፡ ሃገረ ስብከት ዞባ ዓንሰባ

20- ገዳም ቅድስት ዳምያና

21- ገዳም ደብረ ማርያም ሃም፡

22- ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ፡ ክሳሄ

*******

 

(ለ) ዝርዝር ሕግታት እንዳ’ባ ኤርትራ፤

 

1- ስርዓት ሎጎ-ሳርዳ – (ጥንታዊ ፊደላት ትግርኛ ጽሑፍ ዝተረኽቦ ናይ 13 ክ/ዘ)

2- ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ – ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ዝተደብተረ

3- ስርዓት ኣድግናተገለና – ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ዝተደብተረ

4- ስርዓት ሎጎ-ጭዋ – ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ዝተደብተረ (ናይ 15 ክ/ዘ ምዃኑ‘ዩ)

5- ስርዓት እንዳ ፍግራይ፡ ሰለስተ ዋዕላ ጽምሮ ትምዛኣ – ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ዝተደብተረ (ናይ 13 ክ/ዘ ምዃኑ ይንገረሉ)

6- ስርዓት እንጋንኣ ዓጽሚ ሓርማዝ – ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ዝተደብተረ

7- ሕጊ ቡሮ ዓልን መድዓን (ሕጊ ዓፋር) – ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ዝተደብተረ

8- ስርዓት ካርነሽም – ኣብ ግዜ ጥልያን ዝተደብተረ

9- ስርዓት ደምበዛን – ኣብ ግዜ ጥልያን ዝተደብተረ

10- ስርዓት ሸውዓተ ዓንሰባ – ኣብ ግዜ ጥልያን ዝተደብተረ

11- ሕጊ ሰሓርቲ-ላምዛ-ወቀርትን ዳምባን – ኣብ ግዜ ጥልያን ዝተደብተረ

12- ስርዓት ሃብተስሉስ-ገብረክርስቶስ-ደቀተሽም – ኣብ ግዜ ጥልያን ዝተደብተረ

13- ስርዓት ምዔም-መሓዛ (ድሒሩ ምስ ስርዓት ኣድግና-ተገለባ ዝተጸንበረ)

14- ስርዓት ሓደግቲ

15- ስርዓት ማይ-ኣድጊ

16- ስርዓት ዝባን ሰራውን እንዳ ደቆን

17- ስርዓት ኣርባዕተ በዓልፋን

18- ስርዓት ጽንዓደግለ

19- ሕጊ ዓደ‘ዓውለ

20- ስርዓት ዘማት

21- ስርዓት ሊባን

22- ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል ሳሆ (ሕጊ ሳሆ) – ኣብ ግዜ መግዛእቲ እንግሊዝ ዝተደብተረ

23- ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል ኣልሳሕል ኣልዓም (ሕጊ ሳሕል) – ኣብ ግዜ ፈደረሽን 50ታት ዝተደብተረ

24- ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል በኒዓምር (ሓድሽ ሕጊ በኒዓምር) – ኣብ ግዜ ፈደረሽን 50ታት ዝተደብተረ

25- ሕጊ ቤት ታርቀ ቦጎስ ብሌን – ኣብ ግዜ ፈደረሽን 50ታት ዝተደብተረ

26- ሕጊ ማርያ (ሕግታት ማርያ ጸሊምን ቀይሕን) – ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያንን ኢትዮጵያን ዝተደብተረ

27- ሕጊ ከልአ-መንሳዕ ፍትሕ መሓሪ – ኣብ ግዜ ጥልያን ዝተደፍተረ

28- ሕጊ ብሌን ታርቀን ታውቀን 12ተ ነገደን (ዝተወሃሃደ ሕጊ ብሌን) – ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ

29- ሕጊ ኩናማ (ቡያ) – ኣይተደፍተረን

30- ሕጊ ናራ (ቡታ) – ኣይተደፍተረን

31- ሕጊ ብዳውየት (ኣልሳዋሊፍ) – ኣይተደፍተረን

32- ሕጊ ራሻይዳ (መድዓ) – ኣይተደፍተረን

*********

 

(ሐ) ያታዊ ኣስማትን ኣግራብን፤

 

(ሐ-1) መሳርዕ /ናውቲ ማሕረስ፤ ዕርፊ፥ ቅትርቲ፥ ድጒሪ፥ ከርፈስ፥ ጓል-ከርፈስ፥ ምራን-ከርፈስ፥ ማሕረሻ፥ ነዊት፥ ኣርዑት፥ ቀራቚሮ/ቊራብዓት፥ ምራን-ቀራቚሮ /ምራን-ቊራብዓት፥ ምራን-ቀደም፥ ሳእኒ-ርዑት፥ (ውሻል)

 

(ሐ-2) ኣስማት ስፈታት፤ ሰተታ፥ መብልዕ-ቊርሲ፥ ከፈር፥ ስግርፈኦ፥ መኾምብያ፥ ሞኽባዕቲ፥ ሚሐ፥ ኣገልግል፥ ሰፍኢ፥ ግተት፥ ጊባቦ፥ ቅርጫት፥ መሶብ፥ መዝርኢቶ /ቀሪሐት፥ ጥብሒ፥ ዕንቂብ

 

(ሐ-3) ያታዊ ስም መትሓዚ ፈሳሲ፤ ገንኢ፥ ሳርማ፥ ቀንዒ፥ ጥዝእ፥ ጎይቢ፥ ሽሊ፥ መለሲ፥ ጎምቦዞ፥

መርቢል፥ ገበራ፥ ሒላብ፥ ጋብላ፥ መሰጣሕ፥ ዋንጫ፥ ኢደበዛ፥ ኲሮ፥ ጓጉድ

 

(ሐ-4) ባእታታት ህድሞ፤ ገበላ፥ ዛንቀ፥ ዋልድቢት፥ ሕልፍኚ /ሕጓ፥ ተረጋጽ፥ ቀዋሚ-ልዳት፥ ማዕጾ ምስ መርሖኡ፥ ጋማ-ፈጽሚ፥ ከመዓልኩም፥ ጸፍጸፍ፥ ዓንዲ፥ ገመል፥ ሰርወ፥ ምሑጽ፥ ቈጽሊ-መደብደብ፥ ቀጽቀጽ/ቀዝቀዝ

 

(ሐ-5) ኣስማት ኣግራብ፤

ዳዕሮ፥ ዱማ፥ ሳግላ፥ ጋርሳ፥ ኣውሊዕ፥ ሞሞና፥ ዝዋውዕ፥ ኩመል፥ ክሊዓው፥ ኣውሒ፥

ኣውሒ-ጽርጋሕ፥ ኣውሓ፥ ቆልቋል፥ ዓጋም፥ ምልዖ፥ ወይባ፥ ገይሶ፥ ታህሰስ፥ ሽብጢ፥ ታህበብ፥

ጽሕዲ፥ ሰራው፥ ጨዓ፥ ቆንጠፍጠፈ፥ ዓንዴል፥ ጋባ፥ ዓካት፥ ተምሪ፥ ሕሞር፥ ዓርኮብኮባይ፥

ስየ፥ ቀላሚጦስ፥ ሚም (ኒም)፥ ዑበል፥ ሽባኻ፥ ዓየ፥ ዓሻ-ኦም፥ ቀንጠብ፥ ኩሩዋሕ፥ ሓንሰ፥

ጭጐኖ፥ መቒዕ፥ ዓላ፥ ሰሰወ፥ ሓጺባ፥ ዝበ፥ ጎኖቕ፥ ሰርነግ፥ ሰምባሃምቦ፥ ኣርጉዲ፥ ኪሊዓው

ምዕጉቶት፥ ጎሞሮ፥ ጠጠዓሎ፥ ኣለንዲያ፥ ዓጥዓጥ፥ ኦባ፥ ድግድጒኛ፥ ዓንቋ፥ ጽንቁያ፥ ሕጻውጽ፥

ለሓይ፥ መቐር፥ ቡዋኽ፥ ዕቡኽ፥ ጨቐምጠ፥ ኣርግዛና፥ ዓበልካኸ፥ እሾኽ-ዝብኢ፥ ታምቡዂ፥ ጸሊሞ፥

ሓቢ-ጸሊም፥ ቅንጭብ፥ ሓርማዞ፥ መሰቓ፥ ከርመድ፥ ሱር-በትሪ፥ ጭዕንዶግ፥ ክትሪት፥ ኣርቃይ፥ መጠረ፥

ሰብዓ፥ መብጥዕ፥ ዕጭመዓር፥ ሸዊትሓጋይ፥ ሓበነ፥ ሒሖት፥ ጽንቁያ፥ ቀረጽ፥ ጾዶ፥ መዘጉፍ፥ ቆሎ-ዳሽም

ብስና፥ ሽቶራ፥ ስኑሕ፥ ክርውራው-ጤል፥ ጨቐምጠ-ከልቢ፥ ላሓም፥ ጸሓይ-ፈርሀ፥ ኣትካሮ፥ ኣጐል፥ ቆረነት፥

ዓቕባ፥ ጊንደዐ፥ ጋባ-ኣድጊ፥ ጨዓረ፥ ዛንዛይ፥ ዓዳይ፥ በርበረ-ጸሊም፥ ሻምብቆ፥ ስምዕዛ፡ ሕርሚ-ጤል

ኩኽ፥ ካዝሚር፥ ኣራንሺ፥ ለሚን፥ መንደሪኒ፥ ማንጉስ፥ ወይኒ፥ ዘይቱን፥ በናና፥ ፓፓዮ፥ ቱፋሕ

ሕኛ፥ ዒቃ፥ ሔሖት፥ ዛብያ-ወዲ-ማሕዮ፥ ፈሲሃዲማ፥ በለስ፥ በርሰናይ፥ ስሑግ፥ ዓማም-ገመል

ጻዕዳ-ቀንጠብ፥ ጸሊም-ቀንጠብ፥ ጻዕዳ-ጨዓ፥ ጻዕዳ-ቀላሚጦስ፥ ኣጉሳዕና፥ ቡን-ጥልያን፥ ሓምቦ-ሓምቦ

 

*****

 

መወከሲታት፤

ሀ – ዝርዝር ደብርታት ኤርትራ ካብ ሓው በረኸት ኣጋፐ /ጀርመን

ለ- ዝርዝር ስርዓታት ሕጊ እንዳ’ባ ካብ መጽሓፍ ሕጊታት እንዳ’ባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት ከምኡ’ውን ሬድዮ ኤስ-ቢ-ኤስ ብመኰነን ተስፋይ ዝተዳለወ ትሕዝቶ

ሐ- ዝርዝር ያታዊ ኣስማትን ኣግራብን ካብ ጽሑፋት ፈይስቡክ የርህዎ ኣምላኽ (ኣብቲ ኣስማት ኣግራብ ባዕለይ ወሳሲኸሉ ኣሎኹ)

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleዝርዝር ኣስማት ገጠራት ኤርትራ (8)
Next Article ዋላ ድሕሪ ሞቱ’ውን ዝናፈቕ ስብሓት ገብረእዝጋብሄር
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2025. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?