ደጕዓ ስደት 0 By Mekonnen T. on January 31, 2015 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ኣብቲ መገዲ ‘ርብዓ፡ ኣብቲ ጎደናይ፡ ፍቕሪ ጠግ ከብለኒ ኸሎ ብሕዝ ድሎ። ሰጥሖ ነይረ፡ ጸሓይ የጽልዎ፡ ንሰብ የሳግሮ ከም ሆያ ሆዮ ከኣ ሃልሃልት ኡ ኩሉ ይቋደሶ 2 ኣብዚ ስደት፡ ኣብዚ ዘለኹዎ ሕዛእቲ፡ ልበይ ልምዱ ኣይገደፈን ዞኽዞኽታ ብፍቕሪ። ግን መስጥሒ ስለዘየለ ኮይኑ ቐዝሒ፡ ፍቕሪ’ውን ጥሽ ኮይኑ ቀይሩ ጠባዩ፡ ከቦርታ ሸፊነ እውቦኦ ‘ለኹ። ሃይለ ቢዘን ጥሪ 2015