Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»እንዳ ‘ቱፍ-ቱፍና’

እንዳ ‘ቱፍ-ቱፍና’

4
By Mekonnen T. on October 3, 2014 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ነገረ ኤርትራ = ነገረ ዛግራ

ንቡር ሂወት-ተስፋ

ኩምራ ሕሰም+ ሓሳረ መከራ

ሎሚና ዝተኻፈሎ ንእንድዒ

ኣንታ እንታይ ኮን’ዩ ናትና ጸግዒ?

‘ማይዶ ጸባ’

ቅልስ ኣብ ጸበባ

ሕልኮ ኣብ ባሕሪ

400 ብዜሮ ጉም ኣቢሉና ባህሪ !

ኦ 3 ጥዕምቲ!

ን21 ጥሪ እባ ንገሪ

መርመም ፍጻሜታት ‘ቱፍ-ቱፍ’ ዝበሃሎ

ንማንም ፍጡር ዘይተመነናዩ

ቃርስኡ ኮይንና ኣባይና ንሱ ይሰሃሎ

ኣንታ እዚ ናትና እንታይ እዩ ዝበሃሎ

ስርቂ ኮላሊትና

ኣባይና ይጽወዮ

እውይ ጭውያ ሲና

ናይ ጋዶታት ጋዶ

መስገዳላት ማይ ስርዋ

ለይትታት ዒራዒሮ

ጨጓሩ ንውሽጦም ዝገበሩ

ንባኒ ‘ቁማር’ ዝተባህሉ

ኣብ ባሕሪ ‘ቁማር’ እንተበልዑ!

ክላ ግደፉና

በዓል ንሕና

ኣይነውፍር ኣይነእቲ

መዓልታትና ኮይኑ መዓልታት ዘይቧቖጥቲ

ንኸይድ ድማ ‘ቱፍ-ቱፍና’ ጎሲምና

እንታይ ተሪፉ ኣብ እንዳ’ ቱፍ-ቱፍና

እዝጊ ዋናና!

ሳባ ኪዳነ

ኣብ ወጋሕታ ናይ 03 ጥቕምቲ

2014

 

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleጾመ-ሓጎስ
Next Article ናይ ቀደም ኣዕሩኽ
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

4 Comments

  1. shishay on October 3, 2014 9:13 am

    ዝበዝሕ ግዜ ካብ ዘንብቦም ግጥሚታት ሳባ ኪዳነ፡ ብዙሕ ዝፈተኹዋ ግጥሚ። ብፍላይ “ክላእ ግደፉና በዓል ንሕና ኣይነውፍር ኣይነእቲ” great!!!

    • saba on October 18, 2014 9:42 am

      yemesgn

  2. mahari on October 3, 2014 12:59 pm

    እስቲፋኖስ ሓውና ቅድሚ ሕጂ ውን ጺሒፈልካ ነረ፡፡ሓደ ናይ ዘራኣይ ደረስ ዛንታ ፈጥራ ክኸውን ከም ዝኽእል ምግማቱ ውን ዘሸግር ኣይኮነን፡፡ዘራኣይ ንባንደራ ክብል ብሴፍ ጸዓዱ ቀቲሉ ካብ ምባል ንላዕሊ ብዛዕባ ዘራኣይ ዝፈልጥ ሰብ ኣብዛ ምድሪ የለን፡፡እንተ ሃልዩ ድማ ይዛረብ እሞ ሰሚዕና ክንፈርድ፡፡ዘራኣይ ከም ኪሎም ጣልያን በቕሊ ትወልድ ኢያ ብዝብል መምዘኒ ዝተኸትበ ሰባኣይ ኣምር ፖለቲካ ይኹን ትርጉም ባንደራ ዘይፈልጥ እሞ ድማ ኣብ ዕዲ ጥልያን ኮይኑስ ወተሃደር ናይ ጥልያን ድማ እዚ ብላሽ ምኳና ጥራይ ኢዩ ዘሪኢ፡፡ኩቡራት ኣሕዋት ታሪኽ ኢትዮጵያ እኮ ኩሉ ሰንዓ ኢዩ፡፡ንምሳሌ ንግስቲ ሳባ ካብ ንጉስ ሶሎሞን ወሊዳ 3000 ታሪኽ ዘለዋ ሃገር ዶ ወዘተን ሃይለስላሴ ካብ ዓለት ሶሎሞን ዶ ወዘት፡፡እስቲፍ በርትዕ፡፡ኣብ ሓሳዊ ሕብረተሰብ ሓቀኛ ምዃን በዳሂ ኢዩ ግን ክንዕወት ኢና፡፡

  3. Anonymous on October 3, 2014 10:46 pm

    zkeberka Mehari eza reeytoka ab zeybotaa eya zela neti zeraay deres zbil article emo kifeto ab thtiu mewhabi reeyto aleka. ezi gn nay saba gtmi eya.
    kibret yhabeley adalawi Mekonnen Tesfai

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?