Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ዓጽሚ ከይነቅዕ

ዓጽሚ ከይነቅዕ

0
By Mekonnen T. on April 19, 2015 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ብልዒ ድግስ በዓል

ዘይሓዊ ሰዓል

ክነውሕ መዓልቲ

ክሱኣት ሰዓልቲ

ክነቱግ ሕማሞም

ክውሕዝ ውን ደሞም

ሰብኣይ ተጸማሚ

ገበል ተጠምጣሚ

ኣባግዕ ዕጉሳት

ተዃሉ ትኩሳት

ብሓንሳብ ሓቢሮም

ክኸዱ ሰሚሮም

ኩልና መዛኑ ቤትና ከይዓኑ

ሃገርና ከይበርስ

ንእድና ከይፈርስ

ኩነትና ከይከፍእ

ብርሃና ከይጠፍእ

ፍቕሪ ከይሰኣን

ሓቂ ከይጠሓን

ዓጽሚ ከይነቅዕ

ጅማት ከይንወቅዕ

ሕልሚ ነድሪ ሕበጥ

ናብ ቂም ከይልወጥ

ዓሚቕ ሜዳን ጎቦን

ዘይኸው የልቦን

ብቶንኮል ዝኾነ

ከም ቡን ከይደበነ

ባሕሪ ቀላይ ዒላ

ከይኮነ ሰቐላ

ዝሰረበ ግመ

ትልሙ ከይግመ

ሕጂ ከይግመ

ዓኾር ከይሓመመ

ዝተሓስበ ጸግዒ

ክርከቦ ለግዒ

ብመቑነን ብገልዒ

ክምቀል ወግዒ

ኣንዊሕና ንሕሰቦ

ሎሚ ብዓንተቦ

መምህር ኣስረስ ተሰማ

መጽሓን ንስኻን መሬትን

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleፍቕራዊ ዛንታ ኣብ ምእላሽ
Next Article ሮዛን ሰሌን
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?