Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Thursday, May 8, 2025
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ብረባሕታ ግሲ ‘ምዃን’

ብረባሕታ ግሲ ‘ምዃን’

0
By Mekonnen T. on October 19, 2014 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

መም ኣማረ ወልደስላሴ

መምርሒታት ምክዋን

ምዕራፍ ሰለስተ

ስነ-መጐታውያን መርትዖታት

ሀ. ኣመላኻቲ ኣገባብ ኣቶ ትካቦ ኣረስዕ

ብ15 ጥሪ 1985 ዓም፡ ብሓጺሩን ብዝኸበደ መገዲን ደኣ ኣካዊኖሞ እምበር፡ ኣቶ ትካቦ ኣረስዕ፡ ናይ ትግርኛ ፕሮጀክት ኣብ እተባህለ ዕዮ፡ ኣሰራርዓ ቃላትን ኣሰዃዅዓ ፊደላትን ትግርኛ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ገጽ 9 ነዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ኣቕሪቦም ኣለዉ።‘ደሃይ ሳድስ ዘለዋ ፊደል፡ ቀቅድሚ ‘የ’ እንተደኣ ዀይና፡ ‘ኢ’(ሳልስ) ናብ ‘እ’ (ሳድስ) ትልወጥ ንኣብነት፡ ኣዘንትዩ፡ ማሕለፍያ ወዘተ. ከም ኢኻ፡ ኢኺ፡ ኢኹም፡ ኢና፡ ዝብላ ቃላት ግና እታ ብድሕሪ ኢ እትስዕብ ፊደል የ ስለዘይኰነት፡ ናብ ሳድስ ኣይትልወጥን’ያ፡’

መብርሂ፡

ነባቢ ነዘን ዝስዕባ እናራብሐ ንልክዕነት ኣገባብ ኣቶ ትካቦ ኣረስዕ የረጋግጽ! ኣንፈት ምእንቲ ክርከብ ድማ ምስማይን ምስማርን ረባሕታ ተኻዊኑለን ኣሎ።

-ምስማይ፡   -ምዝላይ፡   ምዝራይ ምስናይ…           ምስማር፡ ምዝላል፡ ምዝራእ፡ ምስናፍ፡…

ምስማይ                                                                ምስማር

ኣነ   ሰሚረ              ንሕና   ሰሚርና

ንሰን   ሰሚረን         ንስኹም ሰሚሚርኩም

ንሱ          ሰሚሩ      ንስኺ   ሰሚርኺ

ንሳ           ሰሚራ     ንስኻ   ሰሚርካ

ንሶም   ሰሚሮም       ንስኽን   ሰሚርክን

ኣነ   ሰምየ         ንሕና   ሰሚና

ንሰን   ሰምየን           ንስኹም ሰሚኹም

ንሱ          ሰምዩ       ንስኺ   ሰሚኺ

ንሳ           ሰምያ       ንስኻ   ሰሚኻ

ንሶም   ሰምዮም        ንስኽን   ሰሚኽን

፨ መዘከርታ ፦ ቀቅድሚ እንዳ ‘የ’ ሳድስ እምበር ሳልስ ከም ዘየለ ነስተብህል።

እዚ ኣገባብዚ ኣመላኻቲ ዝተባህለሉ ምኽንያት፡ ረባሕታ ግሲ ‘ምዃን’ እንዳ ‘የ’ ኣብ ዘለዉሉ፡ ኢየ ኢዩ ኢያ ኢዮም ዘይኰነ፡ እየ እዩ እያ እዮም እናተባህለ ክራባሕ ከም ዘለዎ ስለ ዘመልክት እዩ። ኣብቶም እንዳ ‘የ’ ዘይርከቡሉ ስፍራ ግን ዘካትዕ ዛዕባ ከም ዘየለ ደጊምና ነስተብህል።

ኣብዚ ሰዓትዚ ክንዲ ምምልካት፡ ብቐጥታ ፍታሕ ዝህብ ኣገባብ ምንዳይ ኣገዳሲ ኰይኑ ይርከብ’ዩ። ኣብ ትግርኛ፡ ረባሕታ ‘ምዃን’ እንዳ ‘የ’ ኣብ ዘለዉዎ፡ እየ፡ እየን፡ እዩ፡ እያ፡ እዮም ተባሂሉ ከም ዝራባሕ ብዘየማትእ መገዲ ዘርእያ ዛጊት ክልተ ኣርእስቲ ግሲታት ተዳህሲሰን ኣለዋ።

ንሳተን ድማ፡ ‘ምርኣይ’ን ‘ምምስኣይን’የን። እዘን ኣርእስቲ ግስታት እንክራብሓ፡ እቲ ኣብ መወዳእታ ዝርከብ ብ‘ኣይ’ ዝፍለጥ ኣካለን እናተለዋወየ ነቲ ዝድለ ውጽኢት ከም ጽአልና ከም ዝኽእል ኣቐዲሙ ክግመት ይከኣል እዩ።

ውጽኢቱ እንሀ፡

ለ. ቀጥተኛ ኣገባብ

ረባሕታ ‘ምርኣይ’

ዛዛሚ ፍታሕ

ክንዲ ስም   ምርኣይ

ኣነ      ርእየ

ንሰን    ርእየን

ንሱ     ርእዩ

ንሳ     ርእያ

ንሶም    ርእዮም

ንሕና    ርኢና…

ክንዲ ስም ምምስኣይ

ኣነ     መስእየ

ንሰን     መስእየን

ንሱ      መስእዩ

ንሳ      መስእያ

ንሶም     መስእዮም

ንሕና     መስኢና…

 

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleሕጥቦ_ሽኮር
Next Article ሮዛን ሰሌን
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2025. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?