Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ቁዛምኪ ይኣኽለኪ

ቁዛምኪ ይኣኽለኪ

0
By Zara on June 8, 2014 Home, ግጥምታት
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ቁዛምኪ ይኣኽለኪ
ኣንቲ ደፋእ ትብሊ ሒዝኪ ኮሎክዮ
ኣንቲ ንቕድሜኺ ትሕዚ ሰታዮ
ትቐብጺ’ምበር ይጸንሕዶልክዮ፡
ካብ ኩሉ ዝኸፍአ
ማሕዩር’ዶ’ይከፍእን ገለ ከየጥፈአ
ምጭካን ማለት ደምበ ከይትምለስ ናብ ቀደማ
ኣሚናን ውላዳን ጠፍጢፋ ስዒማ
ወርቃን ጨርቃን በታ ዓቕማ
ወዲቓ ‘ዋዲቓ ንዕላማ
ሓጹር ዝኸለለት ብዓጽማ ብደማ
መስሓቒኦም ኮይኑ ሕቶ ጻማ።
ምጭካን ማለትእቲ’ኳ እንክሓስቡ ንሱ ርእሶም
እንክጸድፉ ንሱ መልሶም
ክቕይሱ ንሱ መሃንድሶም
‘ሓጥእ’ተ በሉዎ ታሪኹ ደምሲሶም
ቀደም ንሶም ሎሚ ንሶም
ክኣትዉ ጸያናት ሎሚ’ዶ ርሒሶም፡
ሞት ዲኺ’ልኪዮ ሞት ሎም ዘበን
ምእሳር’ዶ ኣይከፍእን ብዘይ ገበን
ጥልመት’ዶ ኣይከፍእን ነደ ሓበን
ሸቐጥ’ዶ’ኣይከፍእን ብወዲ ሓበን!
ከም ሰብ ውርሻ ከም ሰብ ሓለፋ
ከርተት ‘ተበሉኺ ገርፋፋ ዘልፋፋ
ክትጉህዪ’ንዳ ኣልኪ ብዓጸፋ
ንቡር ክቡር መርድእ እንተ ዘይፈጸሙ
ቅበጽዮ’ኮ’ዩ’ቲ ትርጉሙ፡
ከምቲ ንዓኺ ጽላል’ፍቕሪ ሕልና
ኮታ ኩለንትና . . . . . !
ኣይኮነን ንዐኦም
ፍቕሮም ኣብ ትንሓግ’ዩ
ዝኽሮም ኣብ ከስዐኦም
ሎሚ ግዳ ዘመን ውራውራ እዋን ተሓላሎ
መን ንመን ከፍቅር እምነት እንተዘየሎ
ግዳ’ቲ ዝብለኪ
ፋይዳ’የብሉን ካብ ሸላ ናብ ሸላ ዓንዘር ናይ ዘበልኪ
‘ታይ ዝሕለብ ሃልኪ
ኣብታ ኣጎዛኺ-ቁዛምኪ ይኣኽለኪ
ተደልዮም ዳኣ ረኣዩዮም’ንዶ
ግንቦት’ዶ ሰነ’ዶ
ጸደፍደፍ እናበሉ
ገዛኺ ኳሕኲሖም ስእልኺ ከልዕሉ
ሓበን ተኸሊእኪ እንታይ ክትሕበኒ
መንዲሎም’ንዳ ኣልኪ መለመኒ ፡
ዝመላለስ ዝኽሪ ከተጽርሪ
ሽምዓኺ ወሊዕኪ ፍግም’ንተ በልኪ
ጭንቀቶም ካልእ’ዩ ነቢት ዶ ዊስኪ!!
ቦኽረ ገብረየሱስ 2013

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleስዲ ኣይትበልዎ
Next Article ክተት!
Zara

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?