Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Tuesday, June 17, 2025
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»ግጥምታት»ስኣን ጓሳ !

ስኣን ጓሳ !

0
By Mekonnen T. on October 12, 2017 ግጥምታት
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ካብ ኣፍ ገዛ ንማሕስእ ሓኒቓ

‘ና እተወቶ ናብ ጉድጓድ ኣምሊቓ
ተመሊሳ ‘ተስምዖ ናቋ
ናይ ላግጺ እምበር
ኣይኮነን ናይ ጣቋ ።

ኣብ ፈቐዶ ‘ናተመስሐት ስጋ
ለሚዳተን ትወስድ ካብ ሑጓ
ስኢና ኣርሒቑ ዝሰጓ
ጓል ዱባስ እዛ ቀናእ ሓሳድ
ትምለስ ካልኦት ንምውሳድ ።

ዘክቲመን ኣጣለይ ሓሚቐን
ስኢነን ዘዕበዮኦም ደቐን
‘ቲ ጸበኣን ኣብ ጡበን መዲሉ
ብጡሙዮም ከብዶም ከይዓንገሉ
ማሓስኣን ከይዶም ንሓዋሩ ።

ማእሪረን ሳዕረን ከይበልዓ
ጠጢመን ከብደን ከይመልኣ
ብፍርሒ ጓል ድቡስ ‘ናሰግኣ
ዘይወጻ ፈጺመን ካብ ደገ
ከልቢ ርእየን ከብደን ‘ናተዘርገ

ንክዓብዩ ማሓስአን ኣብ ገዛ
ንወኻርያ ብስሚ ክገንዛ
ከወፍያ ክብጅያ ሓደ
ቐሪበንኦ ሽዑ ዝተወልደ
ክህባኣ ብስሚ ላዕጢጠን
ገደፎኦ ክትበልዖ ኣቀሚጠን ።

ጓል ድቡስ መጸት ከም ኣመላ
ከይትበልዕ ‘ቲ ዝቐረባላ
ነ’ቲ ምዉት ኣሸትት ኣቢላ
ሓሊፋተን ናብኣተን ዘሊላ
ኣልዒላቶ ከይዳ ንዲባላ ።

ከይዘሪ ተሓቢኡ ምክት
ኣጽቂጡ ከይበለ ‘ውን ፍሕት
‘ ናፈርሐ ኣብ ነብሱ ከይበጽሖ
ንጽባሕ ግን ምውሳዱ ዘይተርፎ ።

ተወዲአን ኩለን በብሓደ
ጸኒተን ዘርአን ምስ ተፈቕደ
ስኣን ጓሳ ስዒቡ ዝናቢ
እሕሕ..
ኢሉ ንእምኒ ዝድርቢ ፡፡

ካብ ሑጓ ርሒቐን ከይወጻ
እምበእ.. ……
ኢለን ኣፈን ‘ ናድመጻ
ተበሊዓን ኩለን ተሰሪዐን
ካብ ምክት ክሳብ ደቒቅ በርዐን ።

ሰሎሞን ገ/ስላሴ
11/10/17

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleእቲ ብሕጊ እንዳባ ዝምካሕ ነቲ ዓንቀጻቱ’ውን ከኽብሮን ክስረዓሉን ይግባእ
Next Article ምስትምቓር ደርፊ ተሓምበለ
Mekonnen T.

Related Posts

ኣበሳ ኵናት

November 28, 2020
Read More

ከመዓልካ ፈጣሪ!

November 22, 2020
Read More

“ኣብኡ ‘ሓይሽ”

November 22, 2020
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2025. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?