Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ሕርሲ ይርግኣለም ፍስሃ?!

ሕርሲ ይርግኣለም ፍስሃ?!

6
By Mekonnen T. on September 24, 2014 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

. . . ጸባ ስኖም ምሽራፍ ዘፋረቑ
ታተ ዝብሉ. . . እግሪ ዘየደልደሉ
ፍሑኽ እምበር ጠጠው ዘይመለኹ
መዓስ እዚ ጥራይ
እናሃለዋ ናጽላ . . .!
ምስ ጥሉል ሕምበርቲ
ብጽሕቲ ወርሒ እያ
ትጽበ ንሕርሲ
ከም ሕሱም የምልሳ ውን
እቲ ሓድሽ ድቂ
. . . ትጸፊ ውን ጽግያታ ወርሓዊ
በቲ ድማ ጠጥቡ ማናቱ
ኣዒንታ ብንብዓት
ማንታ ማንታ ንዳተሓለቡ
‘ሕርሲ ተታሒዛ’
ምስ በሉኒ ደቃ
‘ ኣሕ!!. . .
ገነት ሽጎም ከይልእካላ
በየናይ ዕድለይ
በየናይ ዕድላ!’
‘ክዳን ቆልዓ ከይነቐብል
መዓስሞ ፎዝያ ሓሽም ሞጊታ’
ማርያም ተገላግላ
ቁሪ ውሉዳ ይቕበላ
ኣርያም ወልደኣብ
መዓስ ‘ደሃይ ኣሕዋት’ ሓቲታ
ሩት ስምኦን ምሓሸት
ግን ከመቢላ ?!’
‘ንብዓት ኣደይ ዘይነብ
ምስናይ ኤህታ
ግጥምታ ሃየንታ!
‘ሳባን
ፍርቱናን ተዓኒደን
ሜሮን ዓይኒ ከፊታ
ኤልሳ ጭሩም ነቢዓ
ነቢዓ ኣንቢዓ!
እንዳሸይጣን ኳሕኩሓ
ሕርሲ ዮሃና
ኣብ ህልቂት ላምፔዱሳ
ሶፍያ ከተሽካዕልል
ናይ ነገር ጻዕሪ ገመል
ንምቕባር ርእሲካ ኣብ ሑጻ
ሄለን መለስ ድምጻ ለኺታ
‘ማመት ናፊቕናኪ’
ከም ዝበሎ መለስ
ኣንቱም ናፊቕናኩም
በልለይ ‘ልክዕ ከምዛ በለስ!’
ንይርጋኣለም ንገሩለይ
ንኩሉ ክትነግሮ
መራግቲ እንተለዎም
ቶ’ም ሰብ ዒራዒሮ
ነቲ ክሑን ታሪኽ
መላስ ኣውያት ተተረኽቦ
ኣብ ሕርሲ ይርግኣለም
‘ ዓሮን ግራሮ. . . ዓሮን ግራሮ
ሓራሰይ መዓረይ. . . እንኳዕ ኣይመትክናኒ. . .’
እንክበሃሎ!
እወ. . . ኣብ ሕርሲ ይርግኣለም
ኢታይ ምቁር ሓርበታ
ሚለኑ ተቓርቒራ!
ነቲ ኩሉ ትርኢት
ኤልሳ ከይትስእሎ
ማርታ ወልዱ ከይተሕብሮ
ተደንኪና ሕብሪ!
ነቲ ድንኩል ሕብሪ
እንተበልና ክንሓፍሶ
ኣንታ ኮይኑ ሓዊ
ከመቢልና ክንልሕሶ !!
መርየም ሓጎስ በለት
‘ንዓልለላ ንዓልለላ’
ኣስቴር የውሃንስ ደመረት
‘ ንቡር ንግበረላ!’
ኣነ ድማ እንክህቅን
ንቡር ዕልልታ
‘ዕል ዕል ዕልልል እ እ
ዕ ል ልል እህእ እህእ እህእ’
እሕ!
ፊቕ! ፊቕ!
ፍቕ ፊቕ ትክኽንኽ !
ብንብዓት ንብዓት!!
መተርኣስ መስኪሩ
ምስትንፋሰይ እንቃዓ
. . . ኡፍ!. . እንታይ
ሕልሙ እዩ ኣንታ!?
ኣበራቢረ ድማ ቆልዓ
እንዳ ኣጥቦኹ እነኹ ይጽሕፋ
ነቲ ቐለም ሓንፊጸ ምስንብዓት
ኣቐሚጠያ ወረቐት
ዓጺፈ ብስርዓት!!
ሳባ ኪዳነ
ከውታ ለይቲ
23/ 09/ 2014 ፓሪስ

 

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleሓቀኛ ታሪኽ ዘርኣይ ደረስ
Next Article ሮዛን ሰሌን
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

6 Comments

  1. Anonymous on September 24, 2014 4:33 am

    ሳባ ሓፍትና ጽቡቅ ስራሕ

  2. Beyene on September 24, 2014 6:20 am

    Ybel serah Haftna Saba.

  3. pawlos on September 24, 2014 9:11 am

    Lbi ztnkf srah nay thank you sabi

  4. Teklit Kesete on September 24, 2014 12:21 pm

    እቶም ዝፈልጦም ቓላት ትግርኛ ከማን ነዛ ስራሕ ክገልጹ ኣብዮሙኒ ምልእትን ተንካፊትን ስራሕ make it keep

  5. bokre on September 26, 2014 1:52 pm

    just incredible!

  6. yared on October 5, 2014 1:36 pm

    good for nathing. yergalem lomi tsebah ketwetse eya tebhale ab zkone poletics ayntenkefa plz gize alo kemetse eyu let us prey for her nehna tesrmamena leweti slezeyemtsana nebsna nwekel.edme neseneta for nating zbeken zelo yergalem haftey ……………

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?