Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ሓገዝ ን ሓው ክብሮም ፍቕረዝጊ

ሓገዝ ን ሓው ክብሮም ፍቕረዝጊ

0
By Mekonnen T. on February 20, 2015 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ዛራ ጥበባት፥

ከመይ ቀኒኹም፧

zara4ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ፥’ ኣባዲ ዘይብሉ ንብዓት ‘ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፤ ምስ ክብሮም ፍቕረዝጊ ሃይለ ዝበሃል ኤርትራዊ መንእሰይ ዘጋጠሞ ጸገም ኣመልኪትና ሰፊሕ ቃለ መጠይቕ ምስ ዛራ ጥበባት ኣካይድና ነይርና። ን ክብሮም ወዲቕዎ ዘሎ ሽግር ከምቲ ዝሰማዕኩሞ ኣዝዩ ዘሕዝንን ዝትንክፍን ኣብ ርእሲ ሙዃኑ፥ ደቁን ሓፍቱን ኣብ ምድላይ ዘጥፍኦ ግዜን ገንዘብን፤ ኣብ ከቢድ ሞራላዊን ንዋታውን ሃስያ ኣውዲቕዎ ይርከብ። ብዙሓት ካብ ተኸታተልቲ ዛራ ጥበባት እዉን ብዝተፈላለየ መንገዲ ከመይ ኣቢሎም ክሕግዝዎ ከም ዝኽእሉ ክሓቱና ቐንዮም። ሕጂዉን፤ ክብሮም ሃለዋት ስድራቤቱ ንምፍላጥ ሓገዝ ይደሊ ስለ ዘሎ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊክን ጌርኩም ዓዓቕምኩም ክትሕግዙ ንሓትት።

ሓገዝ ን ሓው ክብሮም ፍቕረዝጊ ንምግባር ኣብዚ ጠዉቑ።

መኮነን ተስፋይ
ዋና ኣሰናድኢ፥ ዛራ ጥበባት

 

 

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleሮዛን ሰሌን
Next Article ጠዓሞት፡ ቢንያም ናይ ሎምዘበን መገሻ እንታይ’ዩ ቁንቁኛኣ᎒”
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?