Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Sunday, March 8, 2026
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»ዝርዝር መጽሓፍቲ ትግርኛ ኤርትራውያን (5ይ ክፋል)

ዝርዝር መጽሓፍቲ ትግርኛ ኤርትራውያን (5ይ ክፋል)

0
By Mekonnen T. on March 31, 2017 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

AMAN TEKESTE W.

 

ኣብ 1ይ ክፋል’ዚ ዓንቀጽ፡ ‘ብቛንቋ ትግርኛ ተደሪሶምን ተተርጒሞምን ዝተሓትሙ መጽሓፍቲ ኤርትራውያን’ ክንደይ ይበጽሑ? ዝብል ቴማ ዘበገሶ ዝጀመርኩዎ ጽሑፍ ሳላ ግዱሳት ውልቀ-ሰባት እቲ ዝርዝር መጽሓፍቲ ቀጻሊ እዩ ዘሎ።

 

ድርሰት ትግርኛ በታ ብ1887 ዝተሓትመት ጦብላሕታዊት ጽሑፍ ፍስሓ ጊዮርጊስ ከም ዝጀመረ ተሓቢሩ ነይሩ። ካብ ኢንተርነት ተወኪሰ ከም ዝረኸብኩዎ ኸኣ፡ ኣፍሪቃዊ ድርሰት ብሓደ ወዲ ጋና ኣብ 1911 {Ethiopia Unbound: studies in race emancipation} ብእንግሊዝኛ ጽሑፍ ከም ዝጀመረ ተመዝጊቡ ኣሎ። ናይ ሕትመት ዕድል’ውን ኣይረኸበትን’ምበር፡ “ሓደ ዛንታ” ትብል ናይ ኣባ ገብረየሱስ ሃይሉ ብ1927 ዝተጻሕፈት ድርሰት ኣላ። እተን ካልኦት ድርሰታት ኣፍሪቃ ብእንግሊዝኛን ፈረንሳን ፖርቱቃልን (ላቲን) ክጽሓፋ ከለዋ፡ እዘን ናትና ፍሉያት ዝገብረን ብግእዛዊ ኢደ-ጽሕፈት (Script) ምሕታመን እዩ።

 

ናይ ሎሚ ዓንቀጸይ ብደቀ’ንስትዮ ዝተጻሕፈ መጽሓፍቲ ባሪኸዮ ኣሎኹ። ቀዳመይቲ ደራሲት ብቋንቋ ትግርኛ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ እያ፣ ኣብ 1966ን 1968ን ክልተ መጽሓፍቲ ደሪሳ። ቅድሚኣ ዝደረሰት ኣፍሪቃዊት ጓል-ኣንስተይቲ ከ ትህሉ ዶ ትኸውን?! እቶም ናይዚ ዓውዲ ተመራመርቲ ክሕብሩና ንትስፎ።

 

ከምቲ ልሙድ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝተዘርዘሩ መጽሓፍቲ ንርዱእ ምኽንያት ይድገሙ እንተ ሃልዮም ብዀኾብ **** ኣመልኪተዮም ኣሎኹ።

 

*1 – ብደቀ’ንስትዮ ዝተደርሱ/ዝተተርጐሙ መጽሓፍቲ፤

 

****) “ንመን’የ ዝነግሮ?” – ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ – 1966

****) “መዓዛታት መግብን ኣተዓባብያ ሕጻንን” – ዛፈወርቅ ፍስሓ – 1966

****) “ዋይ ኣነ ደቀይ፡ ሰኣን ምምካትዶ” – ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ – 1968

****) “ታሪኽ ኢትዮጵያ ምስ ሕጽር ዝበለ ዛንታ ዓለም” – ያይንሸት ገብረእግዚኣብሔር – 1970

611) “መኣዛታት መግቢ ኣብ ጥዑይ ኣእምሮ” – ሃና ገብረዝጋቢሄር – 1976

612) “መግብን ኣመጋግብኡን” – ጸዳል በራኺ – 1986

 

613) “ሽጎም፡ ሓድገይ ሓርነት እዩ” – ገነት ስዩም (ሽጎም)
614) “እንዳ ዝብኢ” – ገነት ስዩም (ሽጎም)
615) “እታ ሳንጣ” – ትዕበ ተወልደ

616) “ይርሳዕ ድዩ?” – ትዕበ ተወልደ

617) “ህይወት ገድሊ” – ዮርዳኖስ ተኽለ

618) “ኣድጌታ” – ዮርዳኖስ ተኽለ – 2013

****) “እጃም” – ዮርዳኖስ ተኽለ/ፎርቱና ገብረገርግሽ

****) “ዝደቀሰ ኣንበሳ፡ ግጥምታት ጽንዓት ኣብ መኸተ” – ህድኣት ኤፍሬም

****) “ቅድሚ ቀዳማይ” – ኣርያም ወልደኣብ – 2014

****) “ማበ” – ጽገ መንገሻ

619) “ዕጫ ዘይተወልደ ዕሸል” – ንግስቲ ገ/ዮሃንስ ዑቕባዮሃንስ – 2013

 

620) “ሻርባን ብሩርን” – ናጽነት ኣፍወርቂ – 2005

621) “ባና ካብ ደልሃመት” – ናጽነት ኣፈወርቂ – 2013

622) “ሄለን፡ ኔረ ኢለ ኣይሕሱን” – ምንያ ጸጋይ

623) “ሙላ ነስረዲን” – ምንያ ጸጋይ

624) “ቀያሕ ቆቢዓ” – ምንያ ጸጋይ

625) “ድርብ ፍቕሪ ማክዳ” – ሄለን ሃብተማርያም

626) “ክልተ ህይወት” – ተበርህ ተስፋሁነይ

627) “ፍቕሪ ዕውር ድዩ መስተውዓሊ?” – ጉዕመሽ ይስሓቕ – 1989

628) “ባህሊ – ጾታ፡ ኣይግድን!” – ጉዕመሽ ይስሓቕ – 1987

629) “ምስ ናፍቖተይ” – ኣጸደ መስፍን

630) “ቀመማት ሂወት” – ኣጸደ መስፍን

 

631) “እቲ ሓያል ፍቕሪ” – ትብለጽ ኣፈወርቂ

632) “ራሄት” – ፋጥና ዛህራ መሓመድ

633) “ዘራእቲ ዕግርግር” – ሩት ስምኦን – 2014

634) “ዮጋ” – ሩት ስምኦን – 2008

635) “ዓፍየት – ክሳብ መዓስ?” – ተጋ/ ሩት ስምኦን – 1990

636) “መዝገበ ቃላት ፈረንስኛ ትግርኛ” – ሩት ስምኦን

****) “ቺፒ” – ሩት ስምኦን

637) “ኮሊልኩም ሃቡና” – ሲስተር ገነት ስዩም
638) “መዓርነት ብስራሕ ተኻፋልነት” – ኣመተ ገብረማርያም

639) “መምሃሪ ሃገራውን ኣህጉራውን ምድላው መግቢ” – ፍረወይኒ ገብረሂወት

640) “ደቂ-ተባዕትዮ ካብ ማርስ፡ ደቀ’ንስትዮ ካብ ቬኑስ” – ጽገሃና ገብረገርግሽ

 

641) “ክሽነና” – ዘምዘም ዓብዱሰላምን ራሕማ ዓብዱሰላምን

642) “ክንድ ሽሕ” – ሉችያ ክብሮም

643) “መሪጸልኪ ሓፍተይ” – ትዕግስቲ መንግስቱ – (2016)

644) “ፍኖት” – መም/ ኣብርሀት ምስግና – 2016

645) “መኣዲ ልብ-ወለድ” – መም/ ኣብርሀት ምስግና 2013

646) “ይጽንሓልኪ” – ብርኽቲ ፍስሃየ

647) “ትዕቢት ጎልያድ” – ናጽነት ኣስመሮም

648) “ኣሶንያ” – ካብሰብወርቂ ኣብርሃም – 2015

649) “ክንክን ጥዕና ኣብ ግዜ ጥንሲ፡ ሕርሲ፡ ድሕሪ ሕርሲ” – እልልታ ኣብርሃም – 2014

650) “ክንክን ኣስናን ህጻናትን ቈልዑን” – ዶ/ር ላይነሽ ገብረሂወት

 

 

*2 – ልቢ-ወለድ፡ (ድሕሪ 1974 ዝተሓትሙ) ፤
651) “ድኳን ትበርህ” – በየነ ሃይለ – 2003
652) “ትጽቢት ባህጉ” – በየነ ሃይለ – 2006

653) “መግዛእቲ ስኞራ” – ገብረእግዚኣብሄር ገብረመስቀል

654) “ዕላል ስደት” – ገብረእግዚኣብሄር ገብረመስቀል – 1988

655) “ሮዛን ሰሌን 1ይን 2ይን ክፋል” – እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል –

656) “ሓጎስ ድዩ ጓሂ” – ኣስመሮም ዘርአ – 2006 (ድሕሪ 35 ዓመታት ዝተሓትመ)

657) “ዕጫ ሓንቲ-ስድራ” – ሰሎሞን ድራር

658) “መሳዂቲ ማይ-ምነ” – ሚካኤል ኣዶናይ

659) “ብላይ ሽዳ” – ኣንገሶም ኢሳቕ

660) “ስውርቲ ቤት ማሕቡስ” – ኣንገሶም ኢሳቕ – 1990

 

661) “ግዳይ” – ቢንያም ዮሴፍ

662) “መቕሊ ኣይኽላእኻ” – ተስፋስላሴ ዓንደሃይማኖት (ባሓይ)

663) “ሓወልቲ መቓብረይ” – ግርማይ በርሀ – 1988

664) “ሰልሚ ሰሜን” – ሹመንዲ ዑቕባሚካኤል – 2011

665) “ተደጎል” – ማሕሙድ ኢብራሂም – 2014

666) —– (ምስ ሰበይ ክበኣስ ኣይኮንኩን፡ ኣብዛ ቊጽርስ ኮቶ ስም ኣይጠቕስን!) ——-

667) “ክሳዕ መዓስ” – ጀማል ኢብራሂም – 1991

668) “ገርግስ” – ዓብደልቃድር ኣሕመድ

669) “ምዑዝ ፍቕሪ ኣልማዝ” – ኣሕመድ ሓሰን ኢብራሂም

670) “ምቅርቲ ደብዳቤ” – ኣብርሃ ሩፋኤል

 

671) “ግራተይ ምስክረይ” – ደበሳይ ሞሳዝጊ ስእላይ – 1975

672) “ቢንያም እቲ መከረኛ መንእሰይ” – ጊደ ሓድጉ ሓማድ – 1975

673) “ቀያሕ መንዲል” – ሰመረ በርሀ

674) “ዓዚዛ” – ዮሴፍ ሰሎሞን

675) “ወዲ-ረዛን” – ጎይትኦም ጊለ

676) “ብፍቕሪ ኢና ንነብር” – ጎይትኦም ጊለ

677) “ዮርዳኖስ” – ሳሙኤል ገብረህይወት – 1997

678) “ንብዓት ኤርትራውያን” – ሃይለ ተስፋዝጊ

679) “ሰምሃርን ወላዲታን” – ብሩኽ ሃብተሚካኤል

680) “እዱድ ዘመተ” – ሃይለሚካኤል ሃ/ስላሴ (ሊንጎ)

 

681) “ሓሞት ኣብ ድሎት” – ሃይለሚካኤል ሃ/ስላሴ (ሊንጎ) – 2001

682) “ምስጢር” – ገረዝጊሄር ጋይም

683) “ባና፡ ታሪኽ ፍቕሪ ሙሴን ማናን” – ዳዊት ይስሓቕ

684) “ዳማ፡ ታሪኽ ፍቕሪ ሙሴን ማናን (2ይ ክፋል)” – ዳዊት ይስሓቕ

685) “ሕብእቲ መልኣኽ” (ክልተ ዛንታታት) – ብንያም ፍስሃጽዮን

686) “ልቢ ሳሌም” – ብንያም ፍስሃጼን

687) “ጸጋ” – ኣስመሮም ሃብተማርያም

688) “እታ መርዓት” – ኣስመሮም ጸጋብርሃን

689) “ኣብ ጉዕዞ” – ኣስመሮም ጸጋብርሃን

 

690) “ተመርዓውኒ’ባ” – ጸጋብርሃን ጎይትኦም – 2013

691) “ንኽልቴና’ባ ተመርዖ” – ጸጋብርሃን ጎይትኦም

692) “ዛንታ ሄለን” – ጸጋብርሃን ጎይትኦም – 2010

693) “ኣይወድኻን’ዩ” – ጸጋብርሃን ጎይትኦም – 2005

694) “መኸተ” – ሰለሙን ድራር – 1988

695) “ቀይሕ ንብዓት” – ሰሎሞን በርሀ

696) “ፍርዲ ጎቦ-ዓረይ” – ሚካኤል ኣዶናይ – 1988

697) “ተኽለወይኒ” – ግርማይ ወልደገርጊስ /ምንኪንኖ – 2003

698) “በጃ ሓርነት” – እዮብ ብእምነት

699) “ኣይመፍቀርኩን” – ኣብርሃም ገብረመድህን – 1986

700) “ንፍታሌም” – ፍሻለ ተስፋይ

 

701) “ሉል ካብ ኣፍ ገበል” – ግርማጽዮን ኪዳነ – 2013

702) “ማዕበላዊ መገሻ” – የዕብዮ መስፉን – 2013

703) “ኣልማዝ ብኣልማዝ” – ሳሙኤል ሃብተሚካኤል – 2015

704) “ኣዛዴላ” – ምስጉን ኣብርሃ – 2015

705) “ሚርያም ኣብዚ ነይራ” – ሳልሕ ‘ቃዲ’ ጆሃር

706) “ልኡኽ መንግስቲ” – ኣኸዲር ኣሕመዲን

707) “ሎሚ ዑና ጽባሕ ህንጻ” – ተስፋዝጊ ስብሃቱ – 1983

708) “ዕንባባ ፍቕሪ ምስ ልባዊ ሕድሪ”- ፖሞድያን መ/ብርሃን – 1990

709) “ውርሰይ፤ ውርሲ – ወራሲ” – ብርሃነ ሰሎሞን – 1989

710 “ገለስ ኣሎ” – ተዓገስ ኣፍወርቂ – 1988

 

 

*3 – ስነ-ልቦናዊ መጽሓፍቲ፤
711) “ሜላታት ዕውት ህይወት” – ዮናስ ሃይለ – 2011

712) “ሜላ – ህይወት” – ዮናስ ሃብተ
713) “መልሲ ንሰብ ሓዳር” – ዮናስ ወ/ሩፋኤል
714) “ሓንቲ ዓለም፡ ፍልስፍናን ኣስተንትኖን” – ኣማኑኤል ሳህለ – 2012
715) “ብሜላ ምንባር” – ዶ/ር ሮቤል ኪዳነ
716) “ሜላታት ህይወት” – ዮናስ ሃብተ (ምስ 572 ቸክ ግበራ)

717) “ሜላ ኣተዓባብያ ቈልዑ ኣብ ስደት” – ተስፋምህረት ገብረመድህን (ተስፎም)

718) “ባህጊ፡ ብሉጽ ሜላታት ኣተዓባብያ ደቅና” – ተስፋብርሃን ሚካኤል

719) “ቀልቢ” መም/ ኣቤል ኣብርሃ – (2012)

 

720) “ቀልቢ ቊ2፡ ስትራተጂ ህይወት” መም/ ኣቤል ኣብርሃ

721) “እታ ምስጢር” – ፍጹም እምሃ

722) “ምስጢር ዓወት ምስጢር ህይወት” – ግርማይ ደበሳይ

723) “ምንጪ ዓበይቲ ሓሳባት” – ሚካኤል ዮሃንስ

724) “ብርሃን ኣእምሮ” – ዑቕባይ በርሀ – 2011

725) “ኣብ ፍቕርን ሓዳርን ብኸመይ ትዕወት” – ሙልጌታ ርእሶም – (2008)

726) “ውዱን ህይወት” – ምሕረትኣብ ዓንደብርሃን + ወይኒ ዮሃንስ

727) “ብጾታኺ ተሓበኒ” – መለስ ወልደስላሴ

728) “ደሓን ኩኒ ድኽነት” – መለስ ወልደስላሴ
729) “ስነ-ልቦና ዓወት” – መለስ ወልደስላሴ
****) “እቲ ምስጢር” – ስዒድ ሳልሕ

730) “ሳይኮሎጂ ክልቲኡ ጾታ” – ዶ/ር ረዘነ ሃብተማርያም

731) “ኪንዮው እወታዊ ኣተሓሳስባ” – ገደ ኣስራት

732) “ክትዕወት ትኽእል ኢኻ” – ኣፎና ቸርነት

734) “መፍትሕ መዓልታዊ ንጥፈታት” – ሃይለ ወልዱ

735) “ባብ ውሽጣዊ ሰላም” – ቴድሮስ በርሀ

736) “ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም” – መንገሻ ሃብተ

737) “እቲ ዕዉት ባህርይ” – ጐይትኦም ተስፋይ፥ ሙዚት ግርማይ

738) “ልቦና ኣፍሪቃዊ ዓለም” (ትርጒም) – መም/ ሳህለ ወልደጋብር

739) “ፍኖት-ዓወት ተማሃራይ” – እስቲፋኖስ ሳሚኤል
740) “ራእይ ዘሎዎ ወለዶ” – ቀሺ ግደይ ገብረጻድቕ – 2016

 

ይቕጽል!

 

(እቲ ልብ-ወለድን ስነ-ልቦናን ከከም ኩነታቱ ክቕጽል እዩ። ዋላ’ቲ ድርሰት ብደቀ’ንስትዮ ዝብል’ውን ኣብዚ ዘብቕዕ ኣይኮነን። ንሱ’ውን ዝተረፈ እንተ ሃልዩ፡ ምስ ካልእ መጽሓፍቲ ብምዃን ኣብ ዝቕጽል ክፋላት ክድመር እዩ)

 

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleምጽንባል ዓለምለኸ መዓልቲ ድራማ ብምምራቕ ተዋሳእቲ
Next Article “ሰለስተ መዓልቲ ንእትነብር ኣርባዕተ መዓልቲ ኣይትጨነቕ!”
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2026. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?