Close Menu
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት
Facebook X (Twitter) Instagram
Thursday, May 29, 2025
  • Home
  • ቀንዴል
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ዝባን ጥበብ
Zaratbebat
  • Home
  • ልበ ወልድ

    ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ

    November 13, 2020
    Read More

    ማይ ጸሎት

    July 14, 2020
    Read More

    ኣንቶንዮ

    October 29, 2018
    Read More

    ዘብዐኛ ዒራዒሮ

    April 2, 2016
    Read More

    ኣብ ዓዲ ጓና

    March 12, 2016
    Read More
  • ቀንዴል

    ቃለ መሕትት

    May 17, 2014
    Read More
  • ቅኒት ብርዒ
  • ጥቕሲ ዛራ
  • ግጥምታት

    ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

    March 22, 2025
    Read More

    ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

    March 3, 2025
    Read More

    ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

    February 27, 2025
    Read More

    ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

    February 23, 2025
    Read More

    ድንግሊል

    February 23, 2025
    Read More
Login
Zaratbebat
You are at:Home»Home»መጽሓፍቲ ትግርኛ ኤርትራውያን፡ በብዓይነቱ! (4ይ ክፋል)

መጽሓፍቲ ትግርኛ ኤርትራውያን፡ በብዓይነቱ! (4ይ ክፋል)

0
By Mekonnen T. on March 16, 2017 Home
Share
Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email

AMAN TEKESTE W.

 

እዚ ዓንቀጽ፡ ኣካል እቲ ብተኸታታሊ ዝቐርብ ዘሎ ‘ዝርዝር መጽሓፍቲ ትግርኛ ኤርትራያን’ ከም ምዃኑ መጠን፡ ከም ራብዓይ ክፋል ናይዚ ተኸታታሊ ዓንቀጽ ክውሰድ ይከኣል። ንሎሚ እምበኣር፡ ከምቲ ኣርእስቱ ዝሕብሮ፡ በብዓይነቱ፡ ማለት – መጽሓፍቲ ግጥሚ፡ መጽሓፍቲ ሓጺር ዛንታታትን ካልኦትን ቀሪቦም ኣሎዉ። ኣብ ዝሓለፈ 3ይ ክፋል፡ ኣብ ቊ.456 ኣዕሪፍና ነይርና።

 

 

1) መጽሓፍቲ እኩብ ግጥምታት፤

 

457) “መዝሙር ተጋዳላይ” – ዓበይቲ ገጠምቲ ተጋደልቲ ህ/ግ

458) “ሳሕል፡ ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” – ሰሎሙን ጸሃየ – (1994)

459) “ለሚን ለሚነይ” – ኢሰያስ ጸጋይ

****) “ሞሳዝጊ” – ኣስረስ ተሰማ – (1976 ተጻሒፋ፡ 1995 ዝተሓትመት)

460) “ዋዛ ምስ ቁምነገር ንትንሳኤ ሃገር”- ዶ/ር ርእሶም ሃይለ – (1997)

461) “ደሃይ ኣሎና” – ዶ/ር ርእሶም ሃይለ

462) “ዕንክሊል” – ዶ/ር ርእሶም ሃይለ

463) “ወራሲ” – ሃይለ ቢዘን

464)  “ድምጺ ልቢ” – ብርሃነ ገብረህይወት – (2016)

465) “እጃም” – ዮርዳኖስ ተኽለ/ፎርቱና ገብረገርግሽ

 

466) “ዘሎ’ዩ ዝህሉ” – መለስ ንጉሰ – (2007)
467) “ብድሕሪ ማዕጾ” – ሃይለ ቢዘን – (2008)
468) “መሳግሮ” – ኣማረ ወልደስላሴ
469) “ጽሕፍቶ” – ኣማረ ወልስደስላሴ – (2014)
470) “ፈውሲ ናፍቖት” – ተስፉ ሓጎስ – (2016)
471) “ጸሊም በረድ” – ተስፋኣለም ገብረስላሴ – (2015)
472) “ንጉስ ነብሰይ እየ” – ኪሮስ ዮሃንስ
473) “ትንግርቲ” – ስብሃት ገብረስላሴ (2011)

474) “ደርሆ ነቆ” – ስብሃት ገብረስላሴ (e-book) – (2014)
475) “ቋንቋ ግጥሚ” – ተኽላይ ኢዮኣብ

 

476) “ገንዘብ’የ ዝምርዖ” – ግርማይ ኣስፍሃ – (2010)
477) “እዋን” – ዳኒኤል ተስፋዮሃንስ
478) “ዝደቀሰ ኣንበሳ፡ ግጥምታት ጽንዓት ኣብ መኸተ” – ህድኣት ኤፍሬም
479) “ጽባሕ” – ካልድ ዓብዱ
480) “ናትካ ሕለም” – ጸጋይ ተስፎም
481) “ምስሊ ውሽጢ” – ፍትሓዊ እስቲፋኖስ
482) “ሰብ ዲኻ?” – ኤፍሬም ሃብተጽዮን

483) “ከም ድላየይ ከም ድላያ” – ተስፊት ኣብርሃም – (ታሕሳስ 2013)

484) “ቅድሚ ቀዳማይ” – ኣርያም ወልደኣብ

485) “ምንቅስቓስ ፋሉል” – ኣስገዶም ርእሶም

 

 

2) መጽሓፍቲ እኩብ ሓጸርቲ ዛንታታት፤

 

487) “ፈታው ሰዓት” – ሚካኤል በርሀ – (1996)

488) “ተኽሊት ወዲ ባሕሪ” – ሚካኤል በርሀን ሚካኤል ኣዶናይን – (ሽወደን 1991፡ ኣስመራ 2007)

489) “ጽሕፍቶ ሓኔታ፡ እኩብ ተዋስኦታት” – ሚካኤል ኣዶናይ

490) “ተረፍ” – ኣኸድር ኣሕመዲን – (2014)
491) “መጎጎ እምኒ” – ሚካኤል በርሀ – (2010)
492) “12 ሓጸርቲ ዛንታታት ዕውታት ፈስቲቫል 2005” – ባ/ጉ/ህግደፍ – (2006)

493) “14 ሓጸርቲ ዛንታታት ዕውታት ፈስቲቫል 2008” – ባ/ጉ/ህግደፍ – (2009)

494) “ምሩጻት ዛንታታት ንቘልዑ” – መም/ ወልዱ ገብረስላሴ – (2011)

495) “ዝነደደት ካራ” – ግርማይ ዮሃንስ፡ ሚካኤል በርሀን ካልኦትን

 

496) “ትንሳኤ፡ እኩብ ሓጸርቲ ዛንታታት ሜዳ – ኣሕተምቲ ሕድሪ – (2010)

497) “ብኸመይ ሃብቲማ” – ዓብደልቃድር ኣሕመድ፡ ቢንያም ፍስሃጽዮን፡ ጸጋብርሃን ጎይትኦም፡ ስዒድ ሳልሕ፡ ዮሃንስ ሃ/ገርግሽን ካልኦትን – (2015)

498) “ሓድሽ መናፈሻ” – መለስ ንጉሰ – (ታሕሳስ 2015)

499) “ባህጊ ብልሓቱ” – ስምኦን ሳሚኤል – (2009)

500) “ህይወት’ውን ዶብ ኣለዋ” – ስልጣን ከበዶም

501) “ጓል ሻውል” – ዮሃንስ ፍትዊ

502) “ስጋ ገመል” – 12 ሓጸርቲ ዛንታታት – ምሕረትኣብ የማነ

503) “ምሩጻት ዛንታታት ንቈልዑ” – ወልዱ ገብረስላሴ – (2011)

504) “ማክሲም ጎርኪ” – ሽዱሽተ ዛንታታት ሩስያ – ህ/ግ

 

505) “ነበረ ያ ነበረ” – መሓሪ ሃይለን ያዕቆብ ካሕሳይን – (2010)

506) “መንፈቕ” – ሃይለ ገብረህይወት – (2015)

507) “ጽባሕ – እኩብ ዓንቀጻት” – ኤርምያስ ሰሎሞን – (2014)
508) “ናይ ደረስቲ ናጽነት – እኩብ ዓንቀጻት” – ፕሮፈ/ ግርማይ ነጋሽ

509) “ምሩጻት ዓንቀጻት ኣቶ ወልደኣብ” – ትኳቦ ኣረጋይ

510) “ሰንፈላል” – ሽሻይ ገብረሃንስ – (2014)

511) “ስሕበት” – ሚካኤል መዓሾ

 

 

3) ዝተተርጐሙ መጽሓፍቲ፤

 

512) “ሶፍያ” – ተኪኤ በየነ – (2006)

513) “ሓኔታ” – እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል –

514) “ደብዳቤታት ሰይጣን” – ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ – (2013)

****) “ማክበት፡ ናይ ሸክስፒር” – መም/ ሃይለ ተስፋዝጊ – (1972)

515) “ንእስነት ቶም ስዌር” – ፍቃዱ ገብረስላሴ – (1976)

516) “ዛንታ ክልተ ከተማታት” – ፍቃዱ ገብረስላሴ – (2006)

517) “ሮምዮን ጁሌትን” – ፍቃዱ ገብረስላሴ

****) “ሮምዮን ጁሌትን” – ዮሴፍ ሃብተማርያም – (1969)

518) “ሮምዮን ጁሌትን” – ዑቕባሚካኤል ሃብተማርያም – (1986)

519) “ቨኒስታይ ነጋዳይ” – ዑቕባሚካኤል ሃብተማርያም – (1989)

 

520) “ዛንታታት ሳልሳይ ተዋስኦታት ሸክስፐር” – ሰመረ ግርማጼን – (2010)

521) “ሰብ ሰሉስ” – ሞጐስ ዑቕባሚካኤል – (2013)

522) “ጽላሎት ሻህራዛድ” – ተስፋይ ግርማይ

523) “ቤት ኢልሞርስ” – ተስፋይ ግርማይ – (2011)

524) “ኣመድዮ” – ተስፋይ ግርማይ – (2011)

525) “ዛንታ ፒተር ፓን” – ተስፋይ ግርማይ – (2006)

526) “ክራውስርነታይ ስርጅን” – ተስፋይ ግርማይ – (2008)

527) “እቲ ኣልኬሚያዊ” – ተስፋይ ግርማይ  ?

528) “ዕንጭቚሊት ልኡል” – ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ – (2016)

529) “1984” – ተስፋልደት ተስፋማርያም

 

530) “ኣና ካረኒና” – ሚካኤል ኣዳም – (2014)

531) “ጀፍ እዩ ስመይ” – ኣማኑኤል መርሃጽዮን – (2011)

532) “በልድ በልይ ንግስቲ” – ኣዋጅ ብርሃነ

533) “ርእየተ ዓለማዊ ትምህርቲ ሓፋሽ ህዝቢ” – ዓምደጽዮን ሃብተኣብን ኣፈወርቂ ተስፋይን – (1983)

534) “ናይ ኮሙኒስት ፓርቲ ማኒፈስቶ” – ቴድሮስ ገብረእግዚኣብሔርን ብርሃነ ደበሱን – (1983)

535) “ሌኒን፣ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ብዘመን ምልኪ ፕሮሎተሪያት” – ሳሚኤል እምሃ – (1983)

536) “ናይ ሶሻሊዝም መጀመርያ” – ኣብርሃም ገብረሂወት – (1976)

537) “መዘክር’ቲ ጋዜጠኛ” – ኣሉላ ፍስሃየን ፍጹም ዑቕባሚካኤልን – (2010)

538) “ኦቴሎ /ሼክስፒር ዝደረሶ” – ሃይለመለኮት መዋዕል

539) “ሓቀኛ ድሌት ኣመሪካ” – ሃ/ሚካኤል ወ/ጊዮርጊስን ኮ/ል ሃብተኣብ ፍስሓጼን

 

540) “ነፋሒቶ /ተዋስኦ” – ትኳቦ ኣረስዕ – (1982)

541) “ቺፒ” – ሩት ስምኦን – (2010)

542) “ነልሰን ማንዴላ፡ ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ሓርነት” – ኢንጅነር ዑቕባይ መስፍን

543) “ደቪድ ኮፐርፊልድ” – ተመስገን ኣብርሃም

544) “ሃሪ ፖተር፡ እታ ናይ ፈላስፋ እምኒ” – ኣሌክ ብርሃነ – (2014)

545) “ወጋሕታ ቀትሪ ምሸት” – ቴድሮስ ኣባይ – (2013)

546) “ምስጢር ኣርማጌዶን” – ቴድሮስ ኣባይ – (2016)

547) “ነታ ነዊሕ ካልሳ ፒፒ ትፈልጥዋ-ዶ” – ይመስገን ሃይለጊዮርጊስን ፍስሃየ ተኽለማርያምን – (2006)

548) “ሮቢን ሁድ” – መም ሙሴ ምሕረትኣብ

549) “ምስጢራዊት ደሴት” – እስቲፋኖስ ኣስናቀ

 

550) “እቲ ምስጢር” – ስዒድ ሳልሕ

551) “ዛንታታት ነፍስሄር ኢቫን ፔትሮቪች በልኪን” – ግርማይ ገብረመስቀል – (2009)

552) “ጃኩሊን” – ፍጹም እምሃ – (2012)

553) “እታ ምስጢር” – ፍጹም እምሃ

554) “ናብ ሃብቲ ዘብጽሕ ስነ-ልቦና” – ዮናስ ሃብተ

555) “መሳልል ዓወት” – መዋእል ይመስገን – (2012)

556) “ሓወልቲ፡ ትርጉም ግጥምታት ፑሽኪን” – በየነ ሃይለማርያም – (2009)

557) “ትሕዝቶ ማህደር ስውእ ተጋዳላይ” – ተኸስተ ካሕሳይ –

558) “ቨንዲታ” – ዑቕቢት ፍስሃየ – (2012)

559) “ግራት በርኔንተ” – ኢንጅነር ፍስሃየ ገብረዝጊሄር – (2012)

 

 

4) መጽሓፍቲ ባህልን ወግዕን፤

 

560) “ማሰን መልቀስን ቀዳሞት” – ሰሎሞን ጸሃየ – (2012)

561) “እዝኒ መሰታ ቀዳሞት” – መኰነን ተስፋይ – (2011)

562) “ምስላታት ትግርኛ” – ዓንደሚካኤል ሰሎሞን – (2001)

563) “ምሩጽ ምስላታት ኤርትራ” – ደሳለ በረኸት – (2012)

564) “ሕግታት እንዳ’ባ ብመንጽር ጾታዊ ማዕርነት” – ም/ብርሃን በርሀ

565) “በረኸት ቀዳሞት” – ኢንጂነር ክብርኣብ ተ/መድህን & ዶ/ር ሙሴ ተ/ገርግሽ

566) “በለ ተወልደ መዓሾ” – መም/ ዑቕቢት ሓድጉ

567) “ቅኔ ትግርኛ” – ብርሃነ ዘርኣይ – (1994)

568) “ሕጊ እንጋንኣ፡ ስርዓተ ዓጽሚ ሓርማዝ” – ሰሎሞን ገ/ክርስቶስ – (1993)
569) “ቂያ ሕዝብና” – ሰሎሞን ገ/ክርስቶስ – (1995)

570) “ምስላ ንደለይቲ ልቦና” – ሰሎሞን ገ/ክርስቶስ – (1995)

 

571) “ኣባታዊ ምኽርን ተፈጥሮ ንቕሓቶምን” – ኤፍሬም ዑቕባስላሴ – (1992)

572) “ናይ ኣቦታት ጥንታዊ ምሳሌ” – ምጎስ ዑቕባጊዮርጊስ

573) “መንገዲ ምስ ወዲ ዓዲ፡ ባህልን ልምድን” – ቀሺ ኣልኣዛር መንግስቱ – (2010)

574) “ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ” – ዶ/ር ክብርኣብ ወ/ጊዮርጊስን ዶ/ር ኤርምያስ ክብርኣብን (ኣቦን ወድን) – 2012?

575) “ጉራማይለ ብሂለ ቀዳሞት” – መም ዑቕቢት ሓድጉ

576) “ንምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ዝተዳለወ መጽሓፍ” – መም/ ሓጐስ ቀለታ – (2007)

 

 

5) መጽሓፍ ታሪኽን መዘክርን፤

 

577) “ታሪኽ ወለዶ ሕዝቢ ኤርትራ” – ብርሃነ ተስፋማርያም

578) “መሰረት ዓሌት ሕዝቢ መረብ ምላሽ” – ገብረእየሱስ ኣባይ
579) “መረብ ምላሽ” – ቪቶርዮ ሮንካሊ

580) “ዛንታ ኤርትራ” – ሚካኤል ሓሳማ ራካ – (1992)

581) “ኤርትራውያን ኮማንዶ፡ ቅያ 18 ደቃይቕ” – ሰሎሞን ድራር – (1996?)

582) “40 ዓመት ዝተቐብረ ምስጢር” – ተስፋይ ተምነዎ – (2013)

583) “ሕብእቲ ሰልፊ” – ኮሌ/ ጸጉ ፍስሃየ

584) “ሓላው’ታ ወርቃዊት ገረብ” – ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ

585) “ጉዕዞ ካብ ናቕፋ ናብ ናቕፋ” – ተኸስተ ፍቓዱ – (2006)

586) “ካብ ኦሮማይ ናብ ኦሮማይ” – ተኸስተ ፍቓዱ – (2011)

587) “ወፍሪ ስግረ-ዶብ” – ሰሎሞን በርሀ – (1995)

 

588) “ሰውራ ኤርትራ” – ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
589) “ሕድገት ዘየፍቕድ መሰል” – ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ – (2005)

590) “ካብ ሪቕ ሕፍንቲ” – ተኪኤ በየነ – (2009)

591) “ዝኽርታት ሓመድ ድበ ናደው” – ኣሕተምቲ ሕድሪ – (2013)
592) “ፈንቅል፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” – ኣሕተምቲ ሕድሪ (ኣሰናዳእቲ፤ ሰሎሞን በርሀ፥ ኣኸድር ኣሕመዲን፥ ሄኖክ ተስፋብሩኽ) – (2015)
593) “መቐይሮ፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” – ኣሕተምቲ ሕድሪ
594) “መፈጸምታ፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” – ኣሕተምቲ ሕድሪ
595) “ደጀን፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” – ኣሕተምቲ ሕድሪ
596) “ገድሊ ደቀንስትዮ፡ ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” – ኣሕተምቲ ሕድሪ

597) “ዓገብ” – ዶ/ር ምስማይ ገብርሂወት – (2002)

598) “ኢጣልያዊ መግዛእቲ” – ዘምህረት ዮሃንስ – (2010)
599) “መኸተ ኣንጻር ኢጣልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ” – ዘምህረት ዮሃንስ – (2010)

600) “ዕስክርና ጣልያን ኣብ ሀገርና ከመይ ነበረ?” – መስፍን ኣፍላይ ገዛኢ – (1985)

601) “መቓብር ህሉዋት” – እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል

602) “ሌላ ምስ ጅግና ስውእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ” – ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ – (2016)

603) “ካብ ጉዕዞታት ታሪኽ ኤርትራ” – መሓሪ ንጉሰ

604) “ዝኽርታት ገድሊ፡ ሓቀኛ ፍጻሜታት” – ዳዊት ዮሃንስ

605) “ጽሕፍቶ ሓደ ተጋዳላይ” – ገብረሚካኤል ሃብተኣብ – (2002)

606) “መስዋእቲ ጀጋኑ” – ቢንያም ሃይለ – (1996)

607) “ህድኣት” – ብሩኽ ሃብተሚካኤል – (1991)

608) “ማበ” – ጽገ መንገሻ – (1990)

609) “ደሓን ኩኒ እንዳ’ፍራስ” – ተመስገን ትኩእ – (1992)

610) “መበቈል ግርጭታት ኤርትራን ኣፈታትሑኡን” – ዑስማን ሳልሕ ሳበ

 

 

እዚኦም ጥራይ ኣይኮኑን መጽሓፍቲ ግጥሚ፡ መጽሓፍቲ ሓጺር ዛንታ፡ ትርጉም፣ ከከም ኣድላይነቱ ግዚኦም ሓልዮም ክመጹ እዮም። መጽሓፍቲ ድኳን ትበርህ፥ መግዛእቲ ስኞራ፥ ሽጎም፥ ገርጊስ ጉዕዞ 50 ዓመት ህይወት ንምንዳይ … ወዘተ ዝብሉ ኣርእስቲ መጽሓፍቲ ክሳዕ ሕጂ ብዘይ ምንባብኩም ግር ክብለኩም የብሉን። እቲ መኣዲ ‘ልብ-ወለድ’ ገይና ኣይመጸን ኣሎ ማለት እዩ።

 

16/03/2017

 

 

መወከሲ፥

Facebook: Eritrean Books Group

ገለ ግዱሳት ውልቀ ሰባትን

Share. Facebook Twitter Pinterest LinkedIn Tumblr Email
Previous Articleነዊሕ ልብ-ወለድ (2ይ ክፋል)
Next Article ግጥሚ ኣሳሪ ማእሰርቲ!
Mekonnen T.

Related Posts

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025
Read More

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025
Read More

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025
Read More

Comments are closed.

ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Mokonen Tesfai Interview with SBS Radio RIEYA by Habtom Debessai,

Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)

ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ

ሽበት ኣቦይ

ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ

በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት

Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany

Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg
About
About

Zara Tbebat is the Home of Eritrean Literature, where readers can contribute and Read for free

Facebook YouTube WhatsApp Telegram
Latest

ስለምንታይ’ያ ኮርያ ናብ ክልተ ተመቒላ?

March 22, 2025

ካርል ማርክስ፡ እቲ ናይ ዓለምና ኣካታዒ ፈላስፋ

March 3, 2025

ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ 4ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

February 27, 2025

ኣስተምህሮኣዊ ዘይኮነ ቁንጫል ጽሑፍ

February 23, 2025
ሰነዳት
  • Books
  • Home
  • ልበ ወልድ
  • ቀንዴል
  • ቅኒት ብርዒ
  • ባህልን ያታን
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
  • ዝባን ጥበብ
  • ግጥምታት
Facebook YouTube WhatsApp Telegram
  • Home
  • About Us
  • Contact Us
  • bookstore
  • እንግዶት-መጽሓፍ
  • ኩርናዕ ቀባእቲ
Copyright © 2014- 2025. Designed by Zemen Production .

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.

Sign In or Register

Welcome Back!

Login to your account below.

Lost password?