ልቢ ወለድ

ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ ብጀራልድ ሀርበርት ፖርታል ትርጉም ብ ነጋሽ ኣስፍሃ መእተዊ መጽሓፍ ”ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ”:…

Read More

Mulubrhan Habtegebreil ማይ ጸሎት’ ኣብ ‘ሰሓቕን ንብዓትን’ ዘርእስታ መጽሓፈይ እትርከብ ሓጻር ዛንታ እያ። ኣብ መንጎ…

Read More

ቢንያም ዮሴፍ 2011 “ኩሉሳዕ ሕርኽርኽ ትብለኒ ሓንቲ ነገር ኣላ። ማለተይሲ፡ ጸጸኒሓ ኣብ ውሽጠይ እናተመላለሰት ተዕገርግረኒ…

Read More

ሓጻር ዛንታ ሚካኤል መዓሾ (ወዲ ሮማ) እቲ ምኩር መራሒ ጋንታ፡ ብቕንያቱ ምስ ሕልናኡ ኽበኣስ ሰለም…

Read More

ደራሲ፡ ኣንቶን ቸክሆቭ ተርጓሚ፡ ኣማረ ወልደስላሰ ሰንበት ፍርቂ መዓልቲ። ካምይሸቭ እተባህለ ወናኒ መሬት፡ ኣብ ዝማዕረገ…

Read More

(ሓጻር ዛንታ) ሚኪኤል መዓሾ (ወዲር ሮማ) ስም መላእኽቲ ክጽውዕ ጐሮረይ ላሕተተ። ናብ’ቶም ብቕድመይን ብጐነይን ዝሓልፉ…

Read More

ቅኒት ብርዒ

ዓወት መንግስታኣብ ፈለማ ካምፓላ (ኡጋንዳ) ዝኣተናሉ፡ ሙየንጋ ኣብ ዝበሃል ሰፈር፡ ምስ ሰብ ተጸጊዕና ኢና ንቕመጥ ዝነበርና። ኣብቲ ሰፊሕን ለምለምን ካንሸሎ፡ “ኣጽገበት” ዘውጻእናላ ብጥራዩ ንሽምጥጣ ገረብ ኣቮካዶ…

Read More

ዲያቆን ዳኒኤል ክብረት ትርጉም መኮነን ተስፋይ ዝተፈተኻ ኣንባቢ ስለምንታይ ካብ ዘየሎ ትጅምር? ኣብ ልዕሊ ወዲ ሰብ ሓዘን ዝውስኽ፡ ተስፋ ምቑራጽ ዘብጽሕ፡ ናይ ትሕትነት ስምዒት ዘውርድ፡ ንሃተፍተፍና…

Read More

ወሓዚት ኣብርሃም “ዘንብብ ይዕንብብ” ዝብል ጥቕሲ  እናሰማዕና ኢና ተመልሚልና ዓቢና። ምንባብን ጥቕምታቱን፡ ኣዝዩ ዓሚቚ ምዃኑ ዝዝንጋዕ ኣይኮነን፣ ንሎሚ ግን ንዕሸላት ካብ ሸሞንተ ወርሒ ክሳብ ክልተ ዓመት…

Read More

ብርሃነ ገብረሂወት 2ይ ክፋል “እዛ ህውኽ ህውኽ ኣበይ ከተብጽሓካ’ያ ከለሶም? ኣስተውዕል ….. ቅድሚ ንእሽቶ ምስታይ ይስርንቕ፡ ቅድሚ ዓቢ ምኻድ የውድቕ’ዩ። ኣይትኹለፈኒ ከይትኹለፍ። ጀሚረ’ምበር ኣይወዳእኩን። ካብ ቀዳማይካ…

Read More