ልቢ ወለድ

ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ ብጀራልድ ሀርበርት ፖርታል ትርጉም ብ ነጋሽ ኣስፍሃ መእተዊ መጽሓፍ ”ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ”:…

Read More

Mulubrhan Habtegebreil ማይ ጸሎት’ ኣብ ‘ሰሓቕን ንብዓትን’ ዘርእስታ መጽሓፈይ እትርከብ ሓጻር ዛንታ እያ። ኣብ መንጎ…

Read More

ቢንያም ዮሴፍ 2011 “ኩሉሳዕ ሕርኽርኽ ትብለኒ ሓንቲ ነገር ኣላ። ማለተይሲ፡ ጸጸኒሓ ኣብ ውሽጠይ እናተመላለሰት ተዕገርግረኒ…

Read More

ሓጻር ዛንታ ሚካኤል መዓሾ (ወዲ ሮማ) እቲ ምኩር መራሒ ጋንታ፡ ብቕንያቱ ምስ ሕልናኡ ኽበኣስ ሰለም…

Read More

ደራሲ፡ ኣንቶን ቸክሆቭ ተርጓሚ፡ ኣማረ ወልደስላሰ ሰንበት ፍርቂ መዓልቲ። ካምይሸቭ እተባህለ ወናኒ መሬት፡ ኣብ ዝማዕረገ…

Read More

(ሓጻር ዛንታ) ሚኪኤል መዓሾ (ወዲር ሮማ) ስም መላእኽቲ ክጽውዕ ጐሮረይ ላሕተተ። ናብ’ቶም ብቕድመይን ብጐነይን ዝሓልፉ…

Read More

ቅኒት ብርዒ

(ሕቶታት ካብ ኣማኑኤል በርሀ) ገጣማይ ዲኻ? ወይ’ውን ቃላትን ሓሳባትን እናጋጣጠምካ ግጥሚ ትጽሕፍዶ? ንምንታይ ኢኻ ግን ግጥሚ እትጽሕፍ? ቃንዛ ውሽጥኻ ብግጥሚ ስለዝፍወስ ድዩ? ገጢምካን ኣጋጣጢምካን ከምትኽእል ንምርኣይ…

Read More

ቴድሮስ ኣብርሃም ነቲ ኣብ ቅድመይ ዝነበረ መንበር ኣውቶብስ ኣጕሲጠዮ። እቲ ኣብ’ቲ መንበር ብኾፉ ዝሕርንኽ ዝነበረ መንእሰይ፡ ሰንቢዱ ተበራቢሩ ክሳዱ ጠውዩ ጠሚቱኒ። ኣነ’ውን ሽዑ ምስኡ ሰንቢደ ተበራቢረ።…

Read More

ብርሃነ ገብረሂወት ቀዳማይ ክፋል ታሪኽ ዓለም እኮ ታሪኽ ውግእን ኲናትን እዩ። መበገሲታቶም ድማ ስምዒት ዕጹው ርእሲ።     ኣብ ጒዕዞ ምግራም’የ ዘለኹ። ንምንታይ እግረም ኣይፈልጥን። መልሲ ዘይረኽበሎም ሕቶታት…

Read More

ቦኽረ ገብረየሱስ ስልጣን ብዝተፈላለየ መንገዲ ክትጐናጸፎ ወይ ክወሃበካ ይኽእል። ስልጣንን ሓይልን ድማ መኻይዲ እዮም። ንስልጣንን ሓይልን ኣልዚባ ክትኣስር ተኽእል ገመድ-ፎሮ ግን ኣላ። ፈረንጂ ‘ዊዝደም’ ይብሉዋ። ናብ…

Read More

ኣብቲ ዘይተሓተመ መጽሓፍ ብርሃነ ገብረሂወት “እዚ ጠኒሰዮ ዘለኹ ሓሳብ ንኽንበብ ድየ ክጽሕፎ? ዘንበቦ ኸ እንታይ’ዩ ክብለኒ? ምስ ዕብዳን ዶ ምስ ስኽራን ይምዝገበለይ ይኸውን?” ንነብሰይ ብሕቶታት ኣዋጠርክዋ።…

Read More