ልቢ ወለድ

ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ ብጀራልድ ሀርበርት ፖርታል ትርጉም ብ ነጋሽ ኣስፍሃ መእተዊ መጽሓፍ ”ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያ”:…

Read More

Mulubrhan Habtegebreil ማይ ጸሎት’ ኣብ ‘ሰሓቕን ንብዓትን’ ዘርእስታ መጽሓፈይ እትርከብ ሓጻር ዛንታ እያ። ኣብ መንጎ…

Read More

ቢንያም ዮሴፍ 2011 “ኩሉሳዕ ሕርኽርኽ ትብለኒ ሓንቲ ነገር ኣላ። ማለተይሲ፡ ጸጸኒሓ ኣብ ውሽጠይ እናተመላለሰት ተዕገርግረኒ…

Read More

ሓጻር ዛንታ ሚካኤል መዓሾ (ወዲ ሮማ) እቲ ምኩር መራሒ ጋንታ፡ ብቕንያቱ ምስ ሕልናኡ ኽበኣስ ሰለም…

Read More

ደራሲ፡ ኣንቶን ቸክሆቭ ተርጓሚ፡ ኣማረ ወልደስላሰ ሰንበት ፍርቂ መዓልቲ። ካምይሸቭ እተባህለ ወናኒ መሬት፡ ኣብ ዝማዕረገ…

Read More

(ሓጻር ዛንታ) ሚኪኤል መዓሾ (ወዲር ሮማ) ስም መላእኽቲ ክጽውዕ ጐሮረይ ላሕተተ። ናብ’ቶም ብቕድመይን ብጐነይን ዝሓልፉ…

Read More

ቅኒት ብርዒ

ደራሲ፡ ገብረእዚኣብሄር ገብረመስቀል ኣሕታሚ፡ ኣሕተምቲ ሕድሪ ቀዳማይ ሕታም፡ 1984 ሽወደን ካልኣይ ሕታም፡ 2016፡ ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ኣስመራ፡ ኤርትራ ኣቕራቢ፡ ግርማይ ኣብርሃም መእተዊ መግዛእቲ ሲኞራ፡ ዛንታ ናይ ሓደ…

Read More

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ክብርቲ ሓፍትና ስነጥበበኛ ኣርያም ወልደኣብ ብዛዕባቲ ኣብ ምጅማር 2009 እተፈጸመ ስልጠና ስነ-ጽሑፍ ኣመልኪታ ዝኽራ ኣካፊላትና። ኣብቲ ጽሑፍ ንኣይ ኰነ ንብጾተይ ብኽብሪ ስለ ዘልዓለትና…

Read More

Awet Mengistaab ሂወት- – – ሂወት- – -ሂወት! ድሌታ እያ ትገብር። ናብ ቃሕ ዝበላ ትጒዓዝ ጽልልቲ ጽውጽዋይ እያ ። ሕስምቲ ሚስጢር ድማ እያ። ኣብዛ ጠቒዐያ ዘለኹ…

Read More

ሓደ እዋን ኣብ ሓንቲ ኣካል ናይታ ዝፈረሰት ዩጎዝላቭያ ዝነበረት ከተማ ሓደ ካህን ንሓደ ዝሓመመ ኣማኒ ኪበጽሑ ናብ ሆስፒታል ከዱ። ናብቲ እቲ ሕሙም ደቂሱሉ ዝነበረ ክፍሊ ኣትዮም…

Read More