ሓጸርቲ ርእይቶታትን ሕቶታትን ኣስተማቐርቲ መጽሓፍ “ማህደር ኑረነቢ”ን መልሲ ተስፋዬ ገብረኣብን

ሰሎሞን በርሀ ርእይቶ፥ “ማህደር ኑረነቢ” ታሪኽ ሓደ ዘመን ህዝብታት ዞባና ዛንታ ኣርባዕተ ወለዶታት ኣብ 400 ገጻት እተዘንቱ ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ታሪኽ ዝሰፈረ ጭብጥታት ብምውህሃድ፡ ታሪኽ …